ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን xብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሽፈት ትምህርቲ ወ/ቆላ ተምቤን ግልጋሎት ዝዉዕል ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 26, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 10, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 አብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/ Specification/ ምስራዝ አይካአልን

2 ናይ 2012/11ዓ/ም ሙሉእ ግብሪ ዝከፈለን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘሃደሰን

3 ንሐደ ደኩመንትት ዘይምለሰ ብር 50 ከፊሉ እቲ ጨረታ ሰነድ ብምክፋል ክወዳደር ዝደሊ፤

4 ተገዚኡ ዝመፀ ንብረት ኦርጂናል ምካ ሓላፍነት ወሲዱ ዘቅርብ

5 እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኽፈት በቲ ዝተባሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝኽፈት ምኻኑ::

6 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 25/06/2012 ዓ/ም ክሳብ 10/07/2012 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ወ/ቆ/ተምቤን

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 10/07/2012ዓ/ም ሰዓት 04:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 04:30 ይኽፈት

8 ተጫረትቲ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኽዉን ብር 5000.00/ ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብ CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::

9 ቤ/ፅትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0344- 460583/052/ምድዋል ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ