ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ተወዳደርቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት

  1.  ቫት ማለት እዉን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ
  2.  ናይ ወርሒ ሕዳር 2008 ዓም ሒሳብ ዘወራረዱ
  3.  ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
  4.  ናይ መቅረባይነት ግልጋሎት ወሃባይነትን ፍቃድ
  5.  ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዩ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ነምበር ዘለዎምን ከቅርቡ ዝክእሉን
  6. መከበሪ ጨረታ ወይድማ ሲፒኦ ከትሕዝዎ ዝግባእ ጥረገንዘብ

ንዝተፈላለዩ ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት 10000 ቅርሺ

ንላፕቶፕ 3000 ቅርሺ

ንጀነሬተር 3000 ቅርሺ

ንማርሽ ባንድ ጁባን ስረን 3000 ቅርሺ

7.  ተወዳደረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕል ኣሲሮም ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ብናይ በዕሎም መጋዓዓዚ ኣብ  ኮሚሽን ፖሊስ ክቕርቡ ዝኽእል ኣብ ተራ ቁፅሪ 4 ዝተመዝገቡ ድማ ንማርሽ ባንድ ጁባን ስረን ኣብ ዉሽጢ 2ተ ወርሒ ሰሪሖም  ከቅርቡ ዝክእሉ

8. ተወዳደረቲ ኣብ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ማህተም ፊርማን ሙሉእ ኣ/ሻ ምስ ስልኪ ቑፅሪ ክገልፁ ዝኽእሉ

9.  ተወዳደርቲ ንሕድሕድ ሰነድ 30.00 ብር ብምኽፋል ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 22/04/2008 ዓ/ም ክሳብ 06/05/2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ቐትሪ አብ ዘሎ ግዜ ኣብ መ/ቤትና ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ዝኽእሉ ኾይኖም አብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ አብ ዝተረኽብሉ ይኽፈት

10.  ኣብ ናይ ዋጋ መቅረቢ ዝተመልአ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንዓሉ ሐደ ወርሒ ፀኒዑ ይፀንዕ

11. ኮሚሽና ዝሐሸ መማረፂ እንትረኪቡ ነዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ ኮይኑ ብተወሳኪ ዉን 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ምቅናስን ከምዝክእል እዩ

 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406577 ወይ ድማ አብ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 208 ምሕታት ይክእሉ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s