ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሒታት
- ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎምን ናይ 2008 ዓ/ም ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩም ምኻንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ ከምኡዉን ቫት ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ::
- አብ 2008 ዝተሐደሰ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ናይ መቀረባይነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ ዝኽእሉ::
- TIN ምስክር ወረቐት ከምኡ እዉን ዲክለር ዝገበርኩምሉ ማለት እዉን መዝገብ ዘወራረድኩምሉ ወረቀት ምስክር ዘለኩምን ክተቅርቡ ትኽእሉ::
- ተወዳደረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ብሽም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝኽእሉ::
- እቲ ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ 20 /04/ 08 ዓ/ም ክሳብ 04 /05 /08 ዓ/ም ይከዉን
- ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 04/ 05 /08 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸብሉ ይክፈት
- ተጫረቲ ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ጨረታዘይምለስ ብር 30.00 /ሰላሳ ብር /ብምኽፋል አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቑፅሪ 22 ይወስዱ ::
- ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ከምእዉን ክሳብ 20% ምዉሳክ ወይ ምንካይ ይክእል እዩ::
- ሰዓራይ ተጫራታይ እቲ ዝሰዓሮ ንብረት አብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ አታዊ ይገብር::እቲ ንብረት ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ይከዉን
ቢሮና ዝርከበሉ ኣድራሻ ፊትለፊት ኣግኣዚ ባንኪ ጎኒ ዘዮርዳኖስ ሆቴል
ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344409343 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ
ድሕሪት