ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ፈረወይኒ ሞተር ሳይክል በዓል 180CC ፈረስ ጉልበት ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 21, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • ዕድጊት ሞተርሳይክል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባኦም ረቃሕታት

1 ቲን ካርድ ፣ ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ 2012 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነትን ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2 ቫት ተመዝጋባይ ዝኮነን ቫት ተመዝገባይነት ሰርትፊኬት ከቅርብ ዝክእልን ናይቲ ዘርፊ ናይ ወርሒ ታሕሳስ2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርብ ዝከአል

3 ሰነድ መግዝኢ ጨረታ ዘይምለሰ 50 ከፊሎም ካብ ዕለት 24/06/2012 ክሳብ ዕለት 14/07/2012 ዓ/ም ካብ ቤት ፅ/ት ማይ ከተማ ፍረወይኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ቁፅሪ 04 ብምዉሳድ ዋጋ መሊኡ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ዝክእል

4 ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ብር 5000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ምስ ጨረታ ሰነድ ሓቢሩ ናብ ሳንዱቕ ጨረታ ሳንዱቅ ዘእትዉ ከትሕዝ ዝክእል

5 ቤት ፅሕፈትና ክሳብ 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰል አለዎ

6 እቲ ጨረታ ኮነ እሉ ዘዛበዐ ወይ ከጭበርብር ዝሞኮረ ካብቲ ጨረታ ክወፅእ ተገይሩ ዘትሕዞ ጨረታ መ ኸበሪ ተወሪሱ በቲ ናይ ክልል ትግራይ ዕደግት መምርሒ ዝደንጎጎ መሰረት ብሕጊ ተሓታቲ ይከዉን

7 እዚ ጨረታ ዕለት 14/07/2012 ድሕሪ ሰዓት 9፡00 ተዓፅዩ ድሕሪ ሰዓት 9፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ፈረወይኒ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዝክፈት ኮይኑ ተጫራታይ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ይክፈት እንተዘይሃልዮም እዉን እቲ ጨረታ ይክፈት ዩ

8 ሰዓራይ ናይቲ ዝሰዓሮ ንብረት መኸበሪ 10 ሚኢታዊ ከትሕዝ ዝክእል

9ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብመሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 47 00 92

ድሕሪት
ጨረታ መደብ