ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ

3 ኣብ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበ ምካኑ ዝተሓደሰ ሰርተፊኬት

4 ናይ ቫት ቲኦቲ ተመዝጋ ተኮይኑ ኣብ ዝመልኦ ዋጋ ምስ ቫቱ ሓዊሱ ክመልእ ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 18/06/2012ዓ/ም ክሳብ 20/06/2012ዓ/ም ድ/ሰዓት 10፡00 ኮይኑ 10፡30 ተጫረቲ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘለዎ ኣብዘየለዉሉን ይኽፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ