ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ፀፀር ኣወዲሩ ክገዝእ የደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 10, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 10, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር

3 ናይ መኪና ሊብረ

4 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ልምዓት

5 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 05/06/2012ዓ/ም ክሳብ 09/06/2012ዓ/ም ይፀንሕ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 10/06/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት

7 ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብከፊል ይኩን ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 47 73 02 11 ምሕታት ይምልከት /09 12 94 65 12

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s