ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንክ/ከተማ ዓይደር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት /ባንዴራ/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 7, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ናይ መቕረባይ ዝርዝር ቲን ቁፅሪን መረዳአታ ከቅርቡ ኣሎዎም

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 04/06/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/06/2012 ዓ/ም 11:30

3 እዚ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 07/06/2012ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይኽፈት

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418437 ምድዋል ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s