ደብረ ገነት መድሃኔ ዓለም ቅድስት ኪዳነ ምህረት ቤተ ክርስቲያን ሰበካ ጉባኤ ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 14 ንዘስርሖ ናይ ንግዲ ህንፃ እኩል በጀት ብምዝግጃዉ ናይ B + g+ 1 ናይ ስትራክቸር ጥራሕ ምህናፅ ግልፂ ጨረታ አዉፂእና አለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 28, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 6, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20000.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 7, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ደብረ ገነት መድሃኔ ዓለም ቅድስት ኪዳነ ምህረት ቤተ ክርስቲያን ሰበካ ጉባኤ ቴክኒካል ዓቅምን መጠን ገንዘብ ዝገልፅ ደረጃ 6ተ ካበኡ ንላዕልን ትወዳደሩ ይደሊ

2 ተጫረቲ ካበዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መረዳእታት ከቅርቡ ይግባእ

1 ኣብ ከተማ ልምዓት ምዝግባ ፍቃድ ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ

2 ንግዲ ፍቃድ 2012 ዓም ዝተሐደሰ

3 VAT (ቫት) ምዝገባን  (TIN)ቲን  ቁፅሪ ከቅርቡ አለዎም

4 ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ከቅረቡ አለዎም ሰነድ መግዝኢ ዘይመለስ 100 ብር ብምፋል ካብ ናይ ደብሩ ገንዘብ ሰብሳቢ ክወስዱ ይክእሉ

5 ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ 20,000 (ዒስራ ሽሕ)ከትሕዙ አለዎም

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን ሐደ ኮፒ ኣብ ዝተፋላለዩ መዓሸጊ ፖስታ ዓኺጉ እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሸጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ይግባእ

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ዕለት 6/6/2012 ዓም ሰኛት 11:00 ተዓፅዩ ዕለት 07/6/2012 ዓም ሰዓት 2:00 ናይ ንጉሆ ይክፈት

8 ደብረ ገነት መድሃኔ ዓለም ቅድስት ኪዳነ ምህረት ቤተ ክርስቲያን እቲ ጨረታ በሙሉእ ወይም ብክፋል ምስራዝ ይክእል እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0914207534 / 0914755460

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s