ናይ ማ/ስ/ቅ/ማርያም ካቴድራል ፕሮጀክት ቅይጥ ህንፃ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ሰሜን ዝርከብ ቐፂሎም ዝተዘርዘሩ ብድረጃ 7ተን ልዕሊኡን ብቑዕ ልምድን ክእለትን ብዘለዎም ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ፅሬትን ፅፈትን ብዝለዎም ዕሩይ ስራሕ ክሰርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:25000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 10, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በዚ መሰረት ኣብ ቀፃሊ ገፅ ዝተነፀሩ ዝርዝር  ናይ ዉዕሊ ረቆሒታት መምርሒታትን ብዝግባእ  እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልከታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ተከታተልቲ 20 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ካቴድራልና ቤት ፅሕፈት ዘይምለስ 200 ገዚእኩም ብምዉሳድ መሊእኩም ንክትወዳደሩ ይዕድም

2 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪታት ስልኪ 0345592416 /0919037181 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

3 ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ንግድን ኢንዱስትሪን ዝወሃብ ዝተሐደሰ ብርኪ /ደረጃ /7ተን ልዕሊኡን ትካል ዝገልፅ ሰርተፊት ከቅርብ ዝክእሉ ትካላት

4 ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ቫት ሪፖርት ዝገበረ ወዘተ ዘድሊ ኩሉ ከቅርቡ ዝክእሉ ትካላት አብ ጨረታ ንምስታፍ ሰነድ ጨረታ ዝወሰዱ ኮንትራክተራት በቶም ዝስዕቡ አግባባት ዝወሰድዎ ጨረታ ሰነድ አማሊኡም ክእትዎ ይግባእ

5 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀክት ዋጋ ዝሐዘ ዶክሜንት ካብ ናይ ካቴድራሉ ቤት ፅሕፈት ብምዉሳድ ናይ ጨረታ ተሳተፍቲ ክኮኑ ይክእሉ እዩም

6 ተጫረቲ በቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝተትሓዘሉ ስራሕ ዝርዝር ብትክክል ዋጋ መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ጨረታ ደኩሜንት ፈሪሞምን ብናይ ትካሎም ማህተም ሓቲሞምን ቅድም ሰዓብ እቲ ደኬሜንት እንተይኣዛብዑ እቲ ደኩሜንት ከምቲ ክሽይጥሎም ዝነበረ ከየጎደሉ ከቅረቡ አለዎም

7 ተጫረቲ ናይ ሐደ ኢድ ዋጋ ቅድሚ ምምልኦም እዋናዊ ሽቦን ምስማርን ሓይሊ ሰብን ዋጋ ኣፅኒዖም ትርፍን ስራሕ መሳለጥን መካየድን ግምእት ብምእታዉ ዋጋ ብዉነ ከመልኡ አለዎም

8 ተጫረቲ ናይ መከበሪ ጨረታ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ብር 25,000 ስፒኦ ከትሑዙ ይግባእ

9 ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲ 10/6/2012 ዓም

10 ጨረታ መዕፀዊ መዓልቲ ሰዓትን 10/06/2012 ዓም ሰዓት 3:30

11 ጨረታ መክፈቲ መዓልቲን ሰዓትን 10/06/2012 ዓም ሰዓት 4:00

12 ኣብ ላዕሊናይ ሰብ ዋጋ ተመስሪቱ ዝቅመጥ ዋጋ ተቀባልነት የብሉን

13 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ ዉዕሊ ክአስር አለዎ

14 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተሪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መተሓሳሰቢ ተጫረቲ እኩል ዝከነ ፓነል :ጣዉላ: ሚክስር: ቫይቭሬተር ምህለዎም ምስተረጋገፀ ሰዓርነቱ ቅቡል ይግበረሉ ከብ ሰዓራይ ግብኣታት ሽቦ: ምስማር :ባህርዛፍ  : ጣዉላ :ፓነል ናይ ግዜ ስራሕ ፕሮግራም ከቅርብ ይግባእ

  

ድሕሪት
ጨረታ መደብ