ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሎሚ ዘበን ኣብ ከተማ ዓድዋ ንዝበዓል ዓወት ኩናት ዓድዋ ኣመልኪቱ ነቲ በዓል ዝኸዉን መድረኽ ስቴጅ ድንካናትን ካልኦት ነቲ በዓል ዘድልዩ ኣቅሑት ክካረይ ስለዝደሊ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 22, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 09:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 09:32 ደ/ሰዓት
  • ናይ ምልላይ ኣቁሑታት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝከፈሉን ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ናይ መቅረባይነት መፍለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር፣ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ፣ ናይ መቕረባይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ዘቅርብ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽን ካብ ዕለት 21/05/2012ዓም ዝርዝር ምዉሳድ ይከኣል

3 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብር 3000.00 ብስፒኦ ወይ ብሰርቲፋይድ ቼክ ከትሕ ዝክእል

4 እቲ ጨረታ ዕለት 12/06/2012ዓ/ም ሰዓት 9:30  ናይ ድሕረ ሰዓት ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 109 ይክፈት

5 ነቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዘረክብ

ስልኪ ቁፅሪ 0344 40 01 77

ድሕሪት
ጨረታ መደብ