ካሕሳይ አበራ ሆስፒታል ሑመራ ካብ በጀት ዓመት 2008 ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ደንቢ ክዳንን፣ ኣቁሑት ኤለክትሪክ ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቅርቦት ምግቢ፣ መቀያየሪ ኣቁሑት ማይ ፣መሳርሒ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ተወዳደርቲክተማልእዎምዝግባእረቆሒታት

  1.  ናይ  2007 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘፈር ዘለዎ  ኮፒ ወይ ቅዳሐ ዘቅርብ
  2.  ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዝተመዝገብኩም  ቲን ናምበር  ምስክር ቀረቀት ክተቅርቡ ትክእሉ
  3.  ናይ መቅራባይነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክእሉ
  4.   ተወሳኺ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኮንኩም ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ
  5.  ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለረሽን ክተቅርቡ እትክእሉ
  6.  መወዳደሪ ዶክመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ምሕተምን ፊርማን ዘለዎ ኮይኑ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡ እትክእሉ
  7.  ተወዳደርቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 4 ታሕሳስ 2008 ዓም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት 19 ታሕሳስ 2008 ዓም ሰዓት 12 ፡00 ምሸት እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሑመራ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 165 ብምምፃእ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ
  8.  ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣  ኣቁሑት ኤለክትሪክ  ኣቅርቦት ምግቢ፣ መቀያየሪ ኣቁሑት ማይ ፣መሳርሒ  ሕትመት ደምቢ ክዳን ንሕድሕድ ምድብ ሎት 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይዉን ብሲፒኦ ክተትሕዙ እትክእሉ
  9.  እቲ ጨረታ ዕለት 20 ታሕሳስ 2008 ዓም ዕክዕ ሰዓት 4፡ 00 ተዓፅዩ  በቲ ዕለት ሰዓት 4 15 ኣብ ካሕሳይ ኣበራ ሆስፒታል ሑመራ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ 165 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝትረከብሉ ይክፈት ተወዳደርቲ ብዘይምርካቦም ጨረታ ምክፋቱ ኣይትኣጋጎልን
  10.   ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ  ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344480010 ምሕታት ትክእሉ

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s