ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ማሕበት ከምኒ ኣንጭዋን ካልኦት እንስሳት ዝጠፍእሉ ግልጋሎት ምሃብ በቲ ዝቀረበ መሰረት ካብ ዝምለከቶ ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 28, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 3, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ዓዲግራትጨረታ መደብ:ፀረ ባልዕን ነፍሳትንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትንጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት
ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፣ ናይ ሕክምና ናዉንትን መድሓንትን፣ ናይ ኣሕምልቲ ዘርኢን ፀረ-ባልዕን ብግልፂ ጨረታ ፣ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ ማይ ኣቁሑት፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 16, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:ማይጨዉጨረታ መደብ:ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትንኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናፀረ ባልዕን ነፍሳትንናይ መድሓኒት ምህርቲናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ፀረ ባልዕ ናይ ቱካን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክነፅግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቛሒ ክተማልኡ ይግባእ፡፡ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ፀረ ባልዕን ነፍሳትን
... the Supply and delivery of Vegetable Seeds, Office Furniture, Pesticides, Veterinary Drugs, and Toolsዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)ዝዕፀወሉ መዓልቲ: Different for various lot ቦታ:መቐለጨረታ መደብ:ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትንናይ ቢሮ ፈርኒቸርፀረ ባልዕን ነፍሳትንናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን