ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይ 2007 ዓ ∙ም ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ተቅርቡ ትክእሉ ከምኡዉን ቫት ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ
ኣብ 2007 ዓ ∙ም ዝተሓደሰ ካብ ቢሮ ትልምን ፋየናንስን ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክተቅርቡ እትክአሉ
ተወዳደርቲ ምክበሪ ጨረታ ቢድቦንድ ብባንኪ ብዝተረጋጋፀ ሲፒኦ ብሽም ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ 3000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ
ተጨረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 22 ይወስዱ
ተጫረቲ ናይ ወርሒ ሓምለ ዝከፈልኩምሉ ዲክላራሲዮን ክተቅርቡ እትክእሉ ከምኡዉን ጨረታ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ሰዓት 4 ፡00 20 መስከረም 2008 ዓ ∙ም ተእትዉ ትክእሉ
ጨረታ 20 ምስከረም 2008 ዓ ∙ም ሰዓት 4፡ 00 ተዓፂኡ ባዕሎም ወይንም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ 20 መስከረም 2008 ዓ ∙ም ሰዓት 4 ፡30 ይክፈት።
ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።ከምኡዉን ክሳብ 20 ሚኢታዊ መዉሳክ ወይንም ምንካይ ይካኣል እዩ።
ሰዓራይ ዝኮነ ኣካል እቲ ኣቁሑ ብናይ ባዕሎም መጋዓዝያ ኣብ 10 መዓልቲ ዉሽጢ ናብ ቢሮና ኣታዊ የገብር።
ናይ መጫረቲ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ 20 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን
ካብቲ ብቢሮና ዝተዉሃበ ሰነድ ጨረታ ወፃኢ ቀይርካ ምምላእ ኣየካኣልን ከምኡዉን ናይ ጨረታ ሰነድስርዝ ድዕዝም ግልፂ ኮይኑ ዘየንበብ እንተኮይኑ ተቀባለነት የብሉን
ኩሉ ዓይነት ንብረት ኦርጂናልን ቀዳማይ ደረጃን ከከዉን ኣለዎ።ብባዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ይከዉን
ኩሉ ዓየነት ንብረት ኦርጂናል መካኑ ከፊትና ነረጋግፅ ምካና ንሕብር።ከምኡዉን ፕሪንተር ቀለም መለለዩ ቁፅሪ ዘለዎ ክከዉን ኣለዎ
እቲ ቫት ኣብ ሕድሕድ ዓየነት ኣቅሓ ናይ ሓደ ዋጋ በዓልኩም ደሚርኩም ኣቅምጥዎ።ቫት ይዉስክ ኢልካ ምፅሓፍ ተቀባልነት የብሉን
Backs