1 በቲ ዘርፍ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ቲንናምበር /መለለይ መኽፈሊ ግብሪ ዘለዎም
2 ብዝተሐደሰ መቅረባይነት ምዝገባ ዝኾነ
3 ኣብ ተወሳኺ እሴት ታክስ /VAT/ ምዝገብ ዝኾኑ
4 ናይ ሐምለ ወርሒ ሒሳቦም ዲክለር ዝገበሩ ምኻኖም መረዳእታ ዘቅርበጁ
መተሓሳሰቢ
1 ኩሉ መረዳአቶም ብዛይምለሰ ፎቶ ኮፒ ምቅራብ ዝኽእሉ
2 ኣብ ናይ ጨረታ ሰነዶም ናይ ባዓል ዋና ፊርማን ማህተም ክህልዎ ግድን ይኸዉን
3 ናይ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እነተሃልይዎ ተቐባልነት የብሉን
4 ኩሉ መረዳእታ ሰነዶም አብ ዝተዓሸጉ ፖስታ ኣብ ዝባኑ ድማ ማህተምን ፊርማን ዓሪፍዎ ይቐርብ
5 ብዝሰዓርሉ ዋጋን መግለፅን መሰረት ዉዕሊ ኣሲሩ ብዉዕሊ መሰረት የረክብ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ግን ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ፅሬት ንብረት ኣረጋጊፁ ኣብ ጨ/ቤ /ፅሕፈት ክረከብ ዝኽእል ምካኑ ኣቐዲምና ነፍልጥ
6 ዊዝ ሆልታክስ ምኽፋለ ግዴታ አለዎ
7 ፅሬት ዘይብሉን ትኽኽለኛ መግለፂ ዘይኮነን ንብረት ተቐባልነት ከም ዘይብሉ ከም ዘይንቕበልን ኣቐዲምና ነፍልጥ
8 ጨቤፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ ይኹን 20% ምቅናንስ ከምኡዉን ናይ ምዉሳክ መሰሉ ሕልዉ እዩ
9 ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ዘይምለስ 30 ብር እናከፈልኩም ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ክትወስዱ ትኽእሉ
10 ናይ ጨረታ ሰነድ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ዝአትወሉ ካብ ዕለት 02/13/2007 ዓ/ም ክሳብ 5/1/2008 ዓ/ም ክተእትዉ ትኽእሉ
11 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ በቲ ዕለት 5/1/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ካይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ኣብቲ ዕለት 5/1/2008 ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ከዓ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኽፈት
12 ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረኸበ አካል ካብቲ ሰዓራይ ዝኾነሉ ዕለት ጀሚሩ ንትኸታታሊ 3ተ መዓልቲ ፅሬት ንብረትኣረጋጊፁ ን ጨ/ቤ/ፅ/ከ/ል/ን/ኢ/ርን ንኸረክብ ይግደድ
N.B ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ
ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ መቅረብቲ አቐዲምካ እዚ ኣብ ላዕሊ ተገሊፁ ዘሎ ሓሳብ ክትርድኡ ይግባእ
Backs