መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብዝተፈቐደሉ በጀት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተራትን ላፕቶፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • Posted Date: ረቡዕ ሓምለ 29, 2007 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ሶኒ ነሓሰ 18, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Computer Sales and Accessories/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ግልፂ ጨረታ 

መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2008 በጀት ዓመት ብዝተፈቐደሉ በጀት ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኮምፒተራትን ላፕቶፕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ረቋሒታት ክትማልኡ ትኽእሉ ነጋዶ

1 በቲ ዘርፊ ሕጋዉን ዝተሐደሰ ንገዲ ፍቓድ ክተቕርቡ ትኽእሉ

2 ናይ ቫት ሰርተፍኬት ክተቐረቡ ትኽእሉ

3 አብ 2007 ዝተመዝገብኩምሉ ናይ መቕረባይነት ሰርተፍኬት ክተቕርቡ ትኽእሉ

4 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ቁፅሪ ክተቅርቡ /TIN/ ትኽእሉ

5 ክሳብ 30 ሓምለ 2007 ዓ/ም ዝአከብዎ ግብሪ አታዊ ዝገበርሉ መረዳእታ ዲክላሬሽን ክተቕርቡ ትኽእሉ

6 ነቲ ጨረታ መኽበሪ ዝኸዉን ብር 15,000 ብCPO ክተቅርቡ ትኽእሉ

7 ናይቲ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 ብምኽፋል ካብ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ መቐለ/ መሰረተ ካብ ዕለት 27 ሓምለ 2007 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 15 ነሐሰ 2007 ዓ/ም ኩሉጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትኽእሉ

8 ተጫረቲ ነቲ ጨረታ ዝተዳለወ ሰነድ ዋጋ ብምምላእን ዘድሊ መረዳእታታትን ብምትሕሓዝ ቴክኒካልን ፋይናንሻልን መወዳደሪኦም ነንበይኑ ብሸምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታዉ ይኽእሉ

9 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ 18 ነሐሰ 2007 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3:45 ንጉሆ ተኣሺጉ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ንጉሆ ይኽፈት

10 ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ዝኽፈተሉ ዕለት ሰዓትን ቦታን ናይ ምርካብ መሰሎም ዝተሐለወ እዩ

11 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0344404520 ደዊልልካ ምሕታት ይከኣል እዩ

 

Backs
Tender Category