ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ናይ አዳራሻ ማተኔላ መጋረጃ ጨርቅን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእይደሊ:: ስለዚኣብዙይክትወዳደሩእትደሊዩሕጋዉያንነጋዶነዚዝስዕብሮቆሒክተማልኡንዕድም::
1 ሕጋዊንግዲፍቃድዘለዎንናይ 2007 ዓ/ም ዘሐደሰዘይምለስፎቶኮፒዘቅርብ::
2 ናይግብሪከፋሊመለለይቁፅሪቲንናምበርዘለዎዘይምለስፎቶኮፒዘቅርብ::
3 ዝተሐደሰመቅረባይነትካብትልምንፋይናንስንዝተረጋገፀዘይምለስፎቶኮፒዘቅርብ::
4 መክበሪጨረታ ንህንፃ መሳርሒ ንማተኔላን መጋረጃ ጨርቂን በቢዘርፉሕድሕድ ብር 4000 /ኣርባዕተ ሽሕ/ /ብስፒኦጥራሕሕጋዉነቱካብዘተጋገፀባንኪኣቀዲሙዘትሕዝ::
5 ጨረታዝተጋወሐሉዕለት 7/ 9 /2007 ዓ/ም ኮይኑሳንዱቅጨረታዝዕፀወሉዕለት 24/9/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተዓሽጉበቲዕለትሰዓት 5:00 ባዕሎምሕጋዊወኪሎምአብዘለዉሉአብዉቅሮ ማእከልህንፀትይክፈት::
6 ሰነድጨረታካብዉቅሮማእኽልህንፀትቢሮቁፅሪ 5ተ ዕ /ፋ/ን/ምም/ር ንህንፃ መሳርሒ ንማተኔላን መጋረጃ ጨርቂን በቢዘርፉሕድሕድ ብር30 /ሰላሳብር/እናከፈልኩም ኣብስራሕሰዓትምዉሳድይካአል :: ናይቲጨረታረቆሒዘማለእከምዘሎተሓሲቡእቲፖስታይክፈት :: ንዝበለፀሓበሬታካብቲጨረታሰነድይርአዩ::
7 ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ሕሉዉእዩ::
ንተወሳኪሓበሬታብስ/ቁ 0344430843 / 0914148862 ይሕተቱ
Backs