ቤት ፅሕፈትና ንቢሮ ዝኸዉን መጋረጃ ክንገዝእ ስለዝደለየ ነዙይ ክተቕረቡ እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ረቆሒ መሰረት ክትጫረቱ ንዕድም
  • Posted Date: ረቡዕ ጉንበት 27, 2006 (over 10 years ago)
  • Closing Date: ሰሉስ ሰነ 3, 2006 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Print
  • Pdf
1 ናይ ህወሕት ቤ/ፅሕፍት ቤሮ ቁፅሪ 113 እናመፃእኩም ዘይምለስ 30 ብር ( ሳላሰ ብር) ብምክፋል ዝርዝር ሰነድ ምዉሳድ ከምዝክእሉ ንሕብር 2 ናይ 2005 ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደስኩምን ኦርጅናል ምስ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉ 3 VAT ዝተመዝገበ ምኮኑ ዝገልፅ መረዳእታ ዘለዎ 4 ንዝተጫረቶ ንብረት ጠቕሊሉ ከቕርብ ዝክእል 5 ዝርዝር ዓይነት ንብርት ዝሓዘ ናይ ጨረታ ሰነድ ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ሓታዊ ዝግበረሉ ካብ ዕለት 25/9/2006 ዓም 4/10/2006 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት 6 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 4/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11 ይከዉን 7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 5/10/2006 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ይክፈት 8 ተጫራቲ ናይ ዋጋ ዝርዝር ምስ ቫቱ(VAT) ክኸዉን አለዎ 9 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እብ ዘለዎዎ ሳንዱቅ ጨረታ ይክፈት 10 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ 5 % ብር የትሕዙ 11 ካብቲ ንብረት ከረከበሉ ዝተባሃለ ዕለት ልዕሊ 10 መዓልቲ እንተሓሊፉ እቲ ዘተሓዝዎ 5% ተቆሪፁ እቲ ንብረት ከቅርብ ይግበር 12 ጨረታ ዝሰዓረ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ዘእትዉ ክኸዉን ኣለዎ 13 ዝግጠሙ ገጣጢሙ ዘረክብ ጉዕዞን ምግጥጣምን ንዝፍጠሩ ( ዝበላሽዉ ) ንብረት ባዕሉ ሓላፍነት ዝወስድ ውሕስና ክህበ ዝክእል ክፈልጥ ይግባእ NB: ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እትረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ Backs
Tender Category