ምልክታ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ት ዋና ከይዲ ስራሕ ህ/ዲ/ኮ/ሽን አብ ከተማ አላማጣ ዝርከብ ናይ ሆስፒታል መስፋሕፊሒ ብሎካት ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ::ስለዚ አብቲ ጨረታ ዝሳተፉ ድማ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት ከማልኡ ዝክእል እንትኸዉን
1 ናይዚ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለ: ፍቓድ ዝሐደሹ ዝሕብርን ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ዘካይድ ምካኑ ንሕብር::
2 እሴት ታክሲ ዝተመዝገበን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ዲክለሬሽን ዘቅርብ ምካኑ ዝሐዘን ዘረጋግፅ ወረቐት ምስክር ከቅርብ ዝክእል::
3 መክበሪ ጨረታ 300,000.00 ብኢ/ያ ብሔራዊ ባንክ ወይ ድማ አብ ዝተፈለጡ ባንክታት ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ዝክእል::
4 ጨረታ ሰነድ አብ ዋና ከይዲ ሰ/ህ ዲ ኮንስትራክሽን ቢሮ ቑፅሪ 3ተ ካበ ዕለት 17/07/07 ዓ/ም ክትወስዱ ከምዝትክእሉ::
5 ናይ ጨረታ ሰነድ ሓደ ኦርጀናልን 2ተ ኮፒ ነኒ በይኑ ብሸምዒ ተኣሺጉ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ዳግም ብሸምዒ ናብ ከ/ስራሕ ህ/ዲ/ኮ/ሽን ሙሉእ ሽምንኣድራሻን ፊርማን ማህተምን አብ ሕድሕድ ገፅ ምስ ተገበረሉ አብ ቢሮና ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ይኣቱ::
6 ጨረታ ዕለት 07/08/07 ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶመ አበ ዘለዉሉ ይኽፈት::
7 ሰዓራይ ናይ ዝሰዓረሉ 10% መኽበሪ ዉዕሊ(Performance bond) ከትሕዝ ዝሽእል::
8ኣብ ጨረታ ዝሳተፍ ተወዳዳረቲ ብBC ደረጃ 7ተን ልዕሊኡን ዝኾነ::
9 ናይ ሰዓራዊ ምፍለዩ ረቆሒ ፋይናንሻል ጥራሕ እንትኸዉን ዝተሐተ ዋጋ ዘቐረበ ሰዓራይ ይኸዉን::
10 ሰዓራይ ምስ ሰዓረ ፃዉዒት ኣብ ዝግበረሉ ዉዕሊ ዘይኣሰር እንተኾይኑ ዘትሐዞ መኽበሪ ጨረታ ዘይምለስሉ ምካኑ ክፈልጥ አለዎ::
11 ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል እቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ምካኑ::
12 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0347740824 ደዊሎም ይጠይቑ::
Backs