ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ካብ መንግስቲ ዉሽጢ አታዊ ብዝተፈቐደሉ በጀት ን 2ይ ዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅ/መሳርሒ : ህ /መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሪክ ኣቑሑትን: ኤሌክትሮኒክስ :ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት: ፈርኒቸር / ቐዋሚ ናይ ቢሮ ኣቑሑት : ፀፀርን ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:: ስለዚ
1 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘፈር ዘለዎ::
2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መለለይ ሰርቲፊኬት/TIN/ ክተቕርቡ ትኽእሉ::
3 ንተወሳኪ እሴት ታክሲ/ VAT ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ለካቲ/ 2007 ዓ/ም ድክላሬሽን ክትቅርቡ ትክእሉን::
4 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት/ ሰርቲፊኬት ዘለኹምን::
5 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክትኸፍሉ ትኽእሉ::
6 ነዚ ግለፂ ጨረታ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30.00 ሰላሳ ብር ጥራሕ ብምኽፋል ካብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ ( መሰረት ካምፓስ ) ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምም/ር ቢሮ ቑፅሪ 08 ካብ 17/07/ 2007 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 07/08/2007 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ብምዉሳድ አብ መወዳደሪ ደኹሜንትኹም ኦርጀናልን ኮፒን ብምባል ብሽም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ኣበ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ምአታዉ ትኽእሉ::
ንሎት 2 ብር 3500.00
ንሎት 3 ብር 3500.00
ንሎት 4 ብር 5000.00
ንሎት 5 ብር 3000.00
ንሎት 6 ብር 15000.00
ንሎት 7 ብር 500 .00
ንሎት 8 ብር 3500. 00
7 ብ CPOብጥረ ገንዝብ /በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዙ እትክእሉ::
8 እቲ ጨረታ ዕለት 07/08/2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ/ ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክን መቐለ መሰረተ-ካምፓስ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ ንብረት ምምርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለዉሉ ይኽፈት ተወዳደርቲ ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋቱ አይተአጎጎልን
9 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
10 ተጫረቲ አብ ዝኮነ እዋን ኦርጅናልን ዶክሜንትኹም ክተቕርቡ ትካልና ኣብ ዝሐቶ ግዜ እእእእተቕ እተቕ
እተቕርቡ ምካንኩም::
11 ተጫረቲ ዘእተዎ ናይ ጨረታ VAT ዝሃወሰ ክክዉን ይግባእ::
12 ተጫረቲ ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መጎዓዝያ ናብ መቀለ ፖሊ ኮሌጅ ተርክቡ::
13 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቐፅሪ 0344404592 ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ ምካንኩም ንሕብር::
Backs