ኒዉሚለንየምኮሌጅ
ናይ ኮምፒተር ዕድጊት ጨረታ ምልክታ
ኒዉሚለንየምኮሌጅናይ ኮምፒተራት ብጨረታአወዳዲሩከሸይጥ ይደሊዝስዕብረቆሓታትእትማልኡ ንክትወዳደሩይዕድም::
1 ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድካብጠቅላላዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝዝኽእል::
2 ዝርዝርጨረታሰነድዘይምለስ 50.00 ብርብምኽፋልካብዕዳጋክፍሊምዉሳድይካአል::
3 እዚጨረታአብአየርዝፀንሐሉእዋንካብመጋቢት11 ክሳብ 18/2007 ዓ/ም ኮይኑእዚጨረታመጋበት 18/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30ተጫረትቲወይከዓሕጋዊወከልቶምአብ ዝተረኸብሉ ይከፈትባዕሎም ወይወይሕጋዊወኪሎምብምትራፎምእቲጨረታካብምኽፋትዝእግድነገርየለን::
4 ተጫረቲሰዓራይምኮኑምስተነግሮአብዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ዉዕሊክአስር ይግባእ ::
5 ሳዓራይተጫረቲኣብዝመልኦዋጋዝናሳሕእንትኮይኑዘትሐዞስፒኦ /CPO/ ናብኒዉሚለንየምኮሌጅ ኣታዊይኸዉን ::
6 ተጫረትቲናይ ዝተሐደሰ ንግዲፍቃድከቅርቡይግባእ ::
7 ተጫረቲቲንቑፅሪንግዲምዝገባከቕርቡይግባእ ::
8 ተጫራትቲ ንግዲ ምዝገባ ከቕርብ ይግባእ ::
9 ዘቕርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ምካኑ ዘይምካኑ ክንፅሩይግባእ::
10 ተጫረቲቫትተመዝገብቲእነተኾይኖምቫትዲክላሬሽንከቕርቡይግባእ::
11 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ዘዳለዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣዳሊዩም ከቅርቡ ይግባእ ካብኡ ወፃኢ ዝቐርብ ተቐባልነት የብሉን ::
12ኮሌጅናዝሐሸአማራፂእንተረኪቡእዚጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዪ::
ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ 0344406088/406144 ደዊልካምሕታትይካአል ::
Backs