ማሕበር ልምዓት ትግራይ 20 ላፕቶፕ ጨረታ ክትገዝእ ትደሊ :: ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ ተወዳደረቲ
  • Posted Date: ቀዳም ጥሪ 9, 2007 (over 9 years ago)
  • Closing Date: ዓርቢ ጥሪ 22, 2007 06:00 Afternoon (closed)
  • Bid Bond:0.00
  • location: መቐለ
  • Bid Document Price:0.00
  • Bid Opening Date: ሰሉስ 5, 2005 06:00 Afternoon
  • Electronic and ICT Equipment’s/
  • Print
  • Pdf

2ይ ግዘ ዘወፀ ምልክታ ጨረታ

(ጨረታ ላፕቶፕ)

ማሕበር ልምዓት ትግራይ 20 ላፕቶፕ ጨረታ ክትገዝእ ትደሊ :: ስለዚ ኣብቲ ጨረታ ዝሳተፍ ተወዳደረቲ

  1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሱ::

  2. ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍለይ ቑፅሪ(TIN NO) መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

  3. ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

  4. ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳአታ ከቕርቡ ዝኽእል::

  5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ 5000 /ብር ሓሙሽተ ሽሕ / ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ስም ብ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ::

  6. ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00 ( ብር ሚኢቲ) ብምኽፋል ካብ ማልት ቤፅሕፈት ቑፅሪ 400 ክወስዱ ይኽእሉ::

  7. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድን ቢድ ቦንድን ማሕተም ገይሮም ብኢንቨሎፕ ብምእሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ጥሪ 8/2007 ዓ/ም ክሳብ ሰሉስ ጥሪ 5 /2007 ዓ/ም ድ /ስዓት 8:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቑፅሪ 400 ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ክገብር ይግባእ::

  8. እቲ ጨረታ ዓርቢ : ጥሪ 22 /2007 ዓ/ም ድ /ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 415 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት ::

  1. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

  2. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 40 99 23 ምድዋል ይከአል እዩ:;

ፖ.ሳ .ቑ 469 መቐለ

Backs
Tender Category