ምልከታ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ፖሊስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቁሑት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት ኣቁሑት ሕትመትን ተመሳሳልነት ዝኾኑ ኣልባሳትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ:
ስለዚ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝኾንኵም ንክተወዳደሩ ንዕድም::
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ንጥብታት
በቲ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2007 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ነበርን ከቅርብ ዝኽእል ::
ሓዱሽ ናይ 2007 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካርዲ ዘለዎ::
ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑን ከምኡዉን ንዝማልኡ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ከሳትፍ ዝክእል::
መክበሪ ጨረታ ንኤሌክትሮነክስ ኣቁሑት 1000 (ሓደ ሽሕ ) ብር ንፅሬት ኣቁሑት 1000 (ሓደ ሽሕ ) ብር ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ ብር 30.00 (ሰላሳ ብር )ብምኽፋል ካብ ዕለት 08 / 04 / 2007 ዓ/ም ጀሚሩ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት አብ ዞባ ደቡብ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ማይጨዉ 4ይ ፎቅ ቢሮ ቁፅሪ 8ተ እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከአል::
እቲ ጨረታ ሳንዱቅ 28/ 04 /2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 430 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽብሉ አብ ከ/ማይጨዉ ዞባ ፖሊስ 4ይ ፎቅ ቢሮ ቑፅሪ 8 ይኽፈት::
ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
እቲ ቤት ፅሕፈትና 20 % ናይ ምዉሳክ ምቕናስን መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ መዓልቲ ይኸዉን::
ትራንስፖርት ብዓሉ ናብ ከ /ማይጨዉ ዞባ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ከቕርብ ዝኽእል :
ንተወሳኺ ሓበሬታ:
ብስልኪ ቁፅሪ 0347770505
ብሞባይል ቁፅሪ 0914785535
0914785675
0914769023 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል ::