1 ናይ 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ካብ ዝምልከቶ ኣካል ሕጋዊ ፍቃድ ዝተዉሃቦም ክኮኑ አለዎም
2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ 50000 ብር ብካሽ ወይድማ በመሰቦ ስም በባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ እዉን ብናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል
3 ተጫረቲ ዘቅርበዎ ሰነድ ቴክኒካል ኦርጅናልን ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ዝተዓሸገ ፋይናንሻል ኦርጅናልን ኮፒ ነንበይኑ ብፖስታ ዝተዓሸገ ስፒኦ ንበይኑ ኣብ ፖስታ ዝተዓሸገ ናይ ትካሎም ማህተም በዘለዎ ብምዕሻግ እቲ ጨረታ ካብ ዝቀርበሉ ዕለት ምቅራብ ይክእሉ
4 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ ሒዞም ክሳብ 24/2/2026 ኣም ፈረንጂ ሰዓት 4:00 ኣብ መቀለ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ሳልሳይ ደብሪ ቁፅሪ 315 ናይ ዕደጋን ቀረብን ቢሮ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ከእትዉ ይክእሉ
5 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት
6 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ
8 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ሒሳብ ክፍል ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085
ድሕሪት