ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዘለው ናይ ተኸሊ ቦታታት /ግሪን ኤርያ / ንኽለምዕ ኣትክልቲ ብምልማዕ ልምዲ ዘለኩምን ክትሰርሑ እትደልዩን ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 27, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዘለው ናይ ተኸሊ ቦታታት /ግሪን ኤርያ / ንኽለምዕ ኣትክልቲ ብምልማዕ ልምዲ ዘለኩምን ክትሰርሑ እትደልዩን ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝደሊ

ኣብ መንጎ ብሎክ ለን ረን: ሐንረን : ሀን ረን

ንሕድ ሕድ ሓምለዋይ ቦታ /ግሪን ኤርያ/ ብምልማዕ ንወርሒ እቲ ዝኸፍልዎ ኪራይ ብምጥቓስ ካብ 27/5/2018ዓ/ም ክሳብ 07/6/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ብፅሑፍ ክተቕርቡ ከምትኽእሉን ጨረታ ዝኸፈተሉ 7/6/2018 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ምዃኑ ንገልፅ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s