ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዘለው ናይ ተኸሊ ቦታታት /ግሪን ኤርያ / ንኽለምዕ ኣትክልቲ ብምልማዕ ልምዲ ዘለኩምን ክትሰርሑ እትደልዩን ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥሪ 27, 2018
posted: ቅድሚ 8 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed

ምልክታ ጨረታ

ቀዳማይ ወያነ ገዛ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ዘለው ናይ ተኸሊ ቦታታት /ግሪን ኤርያ / ንኽለምዕ ኣትክልቲ ብምልማዕ ልምዲ ዘለኩምን ክትሰርሑ እትደልዩን ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝደሊ

ኣብ መንጎ ብሎክ ለን ረን: ሐንረን : ሀን ረን

ንሕድ ሕድ ሓምለዋይ ቦታ /ግሪን ኤርያ/ ብምልማዕ ንወርሒ እቲ ዝኸፍልዎ ኪራይ ብምጥቓስ ካብ 27/5/2018ዓ/ም ክሳብ 07/6/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ብፅሑፍ ክተቕርቡ ከምትኽእሉን ጨረታ ዝኸፈተሉ 7/6/2018 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ምዃኑ ንገልፅ::

ጨረታ መደብ

s