1 ናይ 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ቲኢቲ ታክስ ዝተመዝገብሉ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብር ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ብካሽ አብ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከትሕዝ ዝክእል
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ሒሳብ ክፍል ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብዝትዓሸገ ፖስታ 21/6/2018 ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ
5 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት
6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት
7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085
ድሕሪት