ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ቱሉስ ቢሪንግ መካኒካል ኣንድ ኤሌክትሪካል መታሪያልስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት ጥሪ 24, 2018 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2018 ዓም ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ቲኢቲ ታክስ ዝተመዝገብሉ ከቅርቡ ዝክእሉ
2 ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብር ብመልክዕ ስፒኦ ወይ ብካሽ አብ ዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ከትሕዝ ዝክእል
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ሒሳብ ክፍል ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብዝትዓሸገ ፖስታ 21/6/2018 ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ
5 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ናይ ንጎሆ ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወክልቶም ኣብ ዘለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ንጎሆ ይክፈት
6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት
7 ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085