ምልክታ ፕሮፎርማ
ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓ/ም ቁፅሪ-31
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።
| ቁ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Part Number/ | መለክዒ/Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ወልፊት ሙቀት መከላከሊ | ቁፅሪ | 01 | |||
| 2 | ናይ በሪ ሪሞት ኮንትሮል | ቁፅሪ | 01 | |||
| 3 | ኮምፎርት | ሴት | 01 |
ክማልኡ ዝግባኦም ረቛሕታት
1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፤
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 23/04/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ዝፀንሕ ኾይኑ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 11፡00 ይኸፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር- C ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቢሮ ጥዕና ከቕርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል:: ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ
ድሕሪት