ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ ፌደራል ጠቅላይ ፍርዲ ቤት ብዝተረከበ ገንዘብ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ፅሕፈት መሳርሒ ብክልላዊ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2017ን ወይ 2018 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ተጫረቲ ናይ ዝወዳደርሎም ዘፈር ስራሕ ናይ 2018 ዓም ዝሐተደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ቫት ዊዝ : ሆልድ መረዳእታ :መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ : ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓም ወርሓዊ ድክለሪሽን ኣሐዲሶም ዝንበብን ዝኮን ንነብስወከፍ መረዳእታ ሐደሐደ ገፅ ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ዝተገለፀ መከበሪ ጨረታ ብስፒኦ ወይድም ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ

5 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነዶም 300 ብር ብምክፋል ካብ 9/4/2018 ዓም ክሳብ 23/4/2018 ዓም ሰዓት 11:30 ካብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶር ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ብሎክ 06 ቢሮ ቁፅሪ 44 ዓዲጎም ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ምስዓሮም ምስተረጋገፀ ድሕሪ ሰለሰተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት 10 ሚእታዊ ናይጠቅላላ ዝሰዓርዎ ንብረት ዋጋ ብስም ቤት ዕዩና ብምትሓዝ ዉዕሊ ናይ ምእሳር ግዴታ አለዎም

7 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ንብረት ብመሰረት ዉዕሎም ኣታዊ ክገብርሉ አለዎም

8 መቅረባይ ብመሰረት ዉዕሉ ኣታዉ ካበ ዘይገበሮ ንብረት በቢመዓልቱ 0.1 ፐርሰንት ወይድማ 1/1000 ሚእታዊ ቅፅዓት ይክፈል

9 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ብዝተቀመጠ ዝርዝር ንብረት ካብ ነብስወከፍ ዓይነት ንብረት ንቤት ዕዩ ብ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ዝክእል ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ

10 ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 9/4/2018 ዓም ክሳብ 23/4/2018 ዓም ን 15 መዓልቲታት ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ድማ 24/4/2018 ዓም ሰዓት 3:30 እዩ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 24/4/2018 ዓም ዓም 4:00 ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

11 ዋጋ ፀኒሑ ዝፀንሐሉ ድማ ካብ ጨረታ ዝተከፈተሉ ዝቁፀር 40 ተከታታሊ መዓልቲታት ይከዉን

12 ተጫረቲ ኣብ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃልዎም ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ብፅሑፍ ናብ ቤት ፍርዲ ብምቅራብ ክሓቱ ይግባእ

13 እቲ ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344402420 ደዊልክ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s