ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሕት (Spar Part) ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ፅሕፈትን መሳሪሒን ናይ ህንፃ መሳሪሒ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ


 

ምልክታግለፂጨረታ

ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ አቑሕት (Spar Part) ናይ ፅሬት ኣቑሑትን ፅሕፈትን መሳሪሒን ናይ ህንፃ መሳሪሒ ዕድጊት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሓ::

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዚ ግብሪ መንግስቲ ዝኸፈሉ ንግዲ ፈቓዶም ዘሐደሱ ቲን ቑፅሪ ዘለዎም ቫት ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡን ናይ ወርሒ ሓምለ 2006 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክሲ (VAT) ዲክለር ዝተገበሮ መረዳእታ ኣብ ጨረታ ሰነድ ክተሐሐዝ አለዎ::

2 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ብስም ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ዘተሰርሐ 3,000 .00 (ሰለስተ ሽሕ) ብስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉን ኦርጅናልን ኮፒን ናይ ጨረታ ዶክመንት ብሽምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ከቐርቡ ዝኽእሉ::

3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ዶክመንት ካብ ዕለት 06/ 01 / 2007 ዓ/ም ጀሚሩ አብ ማአከል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 04 ብምምፃእ ዘይምለስ ብር 20 / ዕስራ ብር / ብምኽፋል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክሳብ ዕለት 20/ 01 /2007 ዓም ሰዓት 8:30 አብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ምእታዉ ይኸኣል ::

4 አብ ዝቐረበ ናይ ጨረታ ዶክመንት አብሕድሕድ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ

አለዎ::

5 እቲ ጨረታ ዕለት 20 /01 /2007 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 900 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም አብዝተረኸበሉ ይኽፈት::

6 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መኽበሪ 10 % ብምትሐዝ ካብ ዝአትወሉ ዉዕሊ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ንብረት አታዊ ይገብር::

7 እቲ ቢሮ ካብቲ ዝተዘርዘረ መጠን ንብረት ክሳብ 20 % ምዉሳኽን ናይ ምቕናስን መሰል አለዎ ::

8 ተጫራታይ ግልፂ አብ ዘይኾነሎም ነጥብታት መብርሂ ወይ መመሓየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝኽእሉ ጨረታ ዝክፈተሉ እዋን ቕድሚ ምብፅሑ ይኸዉን ::

9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ .ቑ 034-- 440 23 -85 / 034 - 440 -30 -22 ምሕታት ይከኣል ::


 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s