ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ወሃብቲ መካይንን ሞተር ሳይክልን ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

 ን 2008 በጀት ዓመት  ብመደበኛ በጀት ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ወሃብቲ መካይንን ሞተር ሳይክልን ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቁሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ብመሰረት እዚ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረ ቋሒ

  1. በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ 2007 ዓ ምን መረዳእታ መቅረባይነት  ዋና ምስ ቅዳሑ ከቅርቡ ዝክእሉ
  2. መረዳእታ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዋና ምስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ
  3. መክበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይከዓ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ዝክእሉ
  4. ሰዓራይ ጨረታ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር  ዝክእል
  5. ሰዓራይ ጨረታ  ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ  ኣብ ከተማ ሽረ ከረክብ  ዝክእል
  6. ሰነድ ጨረታ ካብ  28 መስከረም  2008 ዓ ም  ክሳብ 12 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን  ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ወረዳ ወልቃይት  ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክወስዱ ይክእሉ
  7. ሰነድ ጨረታ ሓደ ዋኑኡን 2 ቅዳሕን በበይኖም ኣብ ፖስታ ዓሺጎም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ተፃሒፉ ኣብ ቤት ፅሕፈት  ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ከይዲ ስራሕ  ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ይክእሉ
  8. እቲ ጨረታ 12 ጥቅምቲ 2008 ዓ ም  ሰዓት 4 ፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  9. እቲ ቤት ፅሕፈት ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344330043 ወይንድማ ብሞባይ  ቁፅሪ 0914498497 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s