1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2008 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅረብ
2 Tin Number ዘለዎን አብመቅረባይነት ዘተመዝገቡ ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል::
3 ቫት ዝተመዝገበን ኢርጅናል ንዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ዘቅርብ::
4 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ብር 3000.00 (ሰለስተሽሕ) ብሽም ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ክትሕዝ ዝኽእል::
5 ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ሰነድ ካብ ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ክ/ትግራይ ኣብ እንዳ ተ/ ሃይማኖት ቤትክርስትያን ፊትንፊት ኮሚሳርያት ቢሮና ቢሮ ቁፅሪ 25 ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ዘይምለስ 20 ብር ( ዒስራ) ከፊልኩም ትወስዱ::
6 ተጫራታይ ነጋዶ እቲ ዓይነት ንብረት ብንፁር በቲ ዝወፁ ናይ ሐደ ዋጋን ጠ/ዋጋን ስርዝድልዝ ዘይብሉ አብ ዝተአሸገ ፖስታ መሊኡ የቅርብ እቲ ንብረት ኦርጅናልን 1ይደረጃ ይኸዉን::
7 ኣሸናፊነዝኾነነነጋዳይ ንዝሽነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ መ/ቤትና ኣምፂኡ ከረክብ ዝክእልን እቲ ንብረት Specification ዘዉፅኡ ብሰብ ሞያታኛታት ትክክለኛ ምኮኑ ምስተረጋገፀ ኣታዊ ይኸዉን::
8 መክበሪ ዉዕሊ 10 % ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ ከትሕዝ ዝክእልን ዉዕሊ አሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብርን እቲ ጨረታ መስተከፈተ ን10 መዓልቲ ናይ ስራሕ መዓልቲ ፀንኡ ይፀንሕ::
9 ቢሮና ካብቲ ዝፍፀም ግዝኢት 20 % ምዉሳክን ምቅናስን ዝክእል ምኮኑ::
10 ኣብዚ ጨረታ ከጭበርብር ዝፈተነ ነጋዳይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባር ናይ ጨረታ መክበሪ ዘተሐዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲ ካዝና አታዊ ኮይኑ ኣብ ካልኦት ጨረታ ከምዘይሳተፍን ብሐጊ እዉን ተሓታቲ መኮኑ ክፈልጥ ኣለዎ::
11 እቲ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 27 /01 /2007 ዓ/ም ክሳብዕለት 12 /1/ 2008 ዓ/ም ይኸዉን::
12 እቲ ጨረታ ዝእሸገሉ ዕለት 12 /1/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓተ 4:30 ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶመ ኣብ ዘተረኸብሉ ይክፈት ኮይኑ ግና ናይ ጨረታ መክበሪ እንተኣትሒዞም ንሳቶም ብዘይምህላዎም እቲ ጨረታ ክጉላእላእ ኣይክእልን ::
13 ብመምረሒ መሰረት ቫት 15 % ዊዘሆልድ 2 %ክኸፍል አለዎ::
14 መ/ቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
15 ተወዳደረቲ ማዕረ ኮይኖም እንተሲዒሮም ናብ ኣብ ኣብዝሓ ድምር ዘለዎ ይወሃቦ ወይ ማዕረ ንመቕሎም::
16 ቢሮና ዝርከብሉ እንዳተሃይማኖት ቤትክርስትያን ፊትንፊት / ናይ ቅድሚ ሸሙ ኮሚሳርያት / ንዝበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 40 99 47 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል::
መመለስ