- ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምን ፍቃድ ንግዲ እዚ ዘበን ዘሐደስኩምን
- ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዝተሓደሰን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላየነት መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ ወረቀት ምስክር ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘለኩምን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2007 ዓ/ም ፀብፃብ ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
- ከብልስቶን ብሲዲማን ዝተወደቡ ማሕበራት ተጫረቲ ካብ ኤጀንሲ ልምዓት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝወሃቡ ሰርቲፍኬት ዘለዎን ከቅርብ ዝክእል
- ተጫረቲ ነዚ ጨረታ ዚ ተባሂሉዝተዳለወ ዶክመንት /ሰነድ/ ዘይምለስ 30 ብር/ሳላሳብር/ ብምክፋል ካብ እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርን ባዕሉኩም ወይ ከዓ ብሕጋዊ ወኪልኩም ክትወስዱ እትክእሉ
- ነብሰወከፍ ዓይነት መደብ ዝተመደበ ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ መሳርሒ ህንፃ 15001 ቅርሺ :መሳርሒ ኤሌክትሪክ 3000 ቅርሺ : መሳርሒ ኤሌክትሮኒከስ 3000 ቅርሺ : መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ : መሳርሒ ሕትመት 3000 ቅርሺ : ናይ መኪና ስፔር ፓርት 3000 ቅርሺ :ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት 3000 ቅርሺ : ናይ ኮብልስቶን 3000 ቅርሺ መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ: ቅድሚ ጨረታምክፋቱ ብስም እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ዝተፅሓፈ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይ ድማ ጥረገንዘብ ክተትሕዙ እትክእሉ::
- ተጫረቲ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ እተቅርብዎ ናይ በዓል ዋና ስምን ፌርማን ሕጋዊ ማህተምን ብምዕራፍ ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒ ብምግባር ስርዝድልዝ ዘይብሉ አብ 2 ፖስታ ብምዕሻግ ካብ መስከረም 21/ 1/2008 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 12/02/2008 ዓ/ም ስዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ አብ እንትጮ ቴክኒክን ኮሌጅ ነዚ ጨረታዚ ተባሂሉ አብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክተእትዉ እትክእሉ::
- ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዓዝያ ናብ ኮሌጅና ብምቅራ ብባዕሉ/ብሕጋዊ ወኪሉ አቢሉ ብቴክኒክነ ኮሚቴ ፅሬቱ እናተረጋገፀ አታዊ ክገብር ዝክእል
- ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ እዋን ካብ 21/01/08 ዓ/ም ክሳብ 12 /02 /08 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 12/02 /08 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይከዉን
- ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነዚ ጨረታ ዚ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
- ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348490019 0919042301 ደዊልከ ምሕታት ይካአል
ድሕሪት- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
- ኮንስትራክሽን (1048)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
- ሕርሻ (512)
- ህንፃ መሳርሒ (7194)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
- ምምካር (180)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
- ምግብን መስተን (515)
- እግድ (40)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
- ፈርኒቸር (1283)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
- ጥዕና (266)
- ናገዛ ኣቁሑት (88)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
- መሬትን ሊዝን (59)
- ፅገና (833)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (23)
- ስራሕቲ ሕትመት (1658)
- ስራሕቲ ምልላይ (83)
- ክራይ (741)
- መሸጣ (1182)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s