1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ዚ ግብሪ መንግስቲ ዝኸፈሉ ንግዲ ፈቓዶም ዘሐደሱ ቲን ቑፅሪ ሌብሬ ዘለዎም ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቕርቡን ናይ ወርሒ ነሓሰ 2007 ዓ/ም ናይ ዲክለር ዝተገበሮ መረዳእታ ኣብ ጨረታ ሰነድ ክተሐሐዝ አለዎ::
2 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድቦንድ ብስም ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ዘተሰርሐ 3,000 .00 (ሰለስተሽሕ) ብስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ ንኦርጅናልን ኮፒን ናይ ጨረታ ዶክመንት ብሽምዒ ብዝተአሸገ ፖስታ ከቐርቡ ዝኽእሉ::
3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ዶክመንት ካብ ዕለት 7/ 01 / 2008 ዓ/ም ጀሚሩ አብ ማአከል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 04 ብምምፃእ ዘይምለስ ብር 20 /ዕስራ ብር / ብምኽፋል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክሳብ ዕለት 21/ 01 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 አብ ዘሎ እዋን ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ምእታዉ ይኸኣል ::
4 አብ ዝቐረበ ናይ ጨረታ ዶክመንት አብ ሕድ ሕድ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ አለዎ::
5 እቲ ጨረታ ዕለት 21 /01 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት::
6 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መኽበሪ 10 % ከትሕዝ አለዎ:: ብምትሐዝ ካብ ዝአትወሉ ዉዕሊ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ንብረት አታዊ ይገብር::
7 ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ዝገዝኦ ኣቅሓ ብባዓል ሞያ ተረጋጊፁ ሽግር አለዎ ኢሉ ማእኸልና እንተአሚነሉ ዉዕሊ ምቁራፅ ይኽእል ::
8 ተጫራታይ ግልፂ አብዘይኾነሎም ነጥብታት መብርሂ ወይ መመሓየሺ ሕቶ ከቕርቡ ዝኽእሉ ጨረታ ዝክፈተሉ እዋን ቕድሚ ምብፅሑ ይኸዉን ::
9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ::
ንተወሳኪ ሓበሬታ ስልኪ .ቑ 034-- 440 23 -85 / 034 - 440 -30 -22 ምሕታትይከኣል ::
መመለስ