ን 2008 ዓ/ም ግልጋሎት ዝወዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቁሕት ሕትመት : ኣቁሕት ፅሬት :ኣቁሑት ኤሌክትሪክ :ናይ ማይ ቧንቧ ኣቁሕትን: ደንቢ ክዳንን ናይ ሕሙማት ኣንሶላ ካልኦትን በቢ ዘርፉ ዝተፋላለዩ ኣጫሪቱ ክገዝእ ስለዝደለየ

1 ስለዚ ካብ 4 ጰጉሜን 2007 ዓ/ም ክሳብ 18 መስከረም 2008 ዓ/ም ሰዓት 4 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ሆስፒታል ዓ/ዓዲ ደጋፊ ከይዲ ስራሕን ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ዝተዳለወ ሰነድ  ንነብስወከፍ  ዘይምለስ 20 ቅርሺ ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ነብስወከፍ ሰነድ በ በይኑ ምስ ሰነዱ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ኮይኑ ሐደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ወርሒ ሰነ ዲክለረ ዝገበረኵም ሐደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ 18 መሰክረም 2008 ሰዓት 400 ከምኡዉን ጨረታ ዝክፈተሉ በቲ ዕለት ኮይኑ ሰዓት 430 ቅድሚ ቀትሪ ይከዉን  ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ሆስፒታል ዓዓዲ ፋይናስን ምምሕዳርን ኮይኑ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ዝከፈት ኮይኑ ዘድሊ መረዳእታ ኣማሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ምክፋት ዘይተረከበ ተወዳደራይ ከም ዘሎ ታሓሲቡ ክውዳደርን ንዘሸነፎ ከቅርብን ይግደድ

5 ቤት ፅሕፈት ሆስፒታል ዓ/ዓዲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብኣካል ብምምፃእ  ወይድማ  0344460051  /0344460050 ምድዋል ይካኣል

 

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s