/ደደቢትትፈልም/ ናይሕተመት ስራሕ ደፈተራት ካርዲን ፓድን ኣጫሪቱ ንከስርሕ ስለዝደለየ ክትጫረቱ ትደልዩ
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2007 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 3, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት:
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf
  • ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ 2007 ዓ/ም  ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም ብተወሳኪ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩም ምካንኩም ዝገልፅ መረዳታ ክተቅርቡ ይግባእ::
  • ተጫረቲ ካብዝቐረብዎ ጠቕላላዋጋ 2% ናይ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ ቢድቦንድ ሕጋዉነቱ ዝተረጋገፀ  CPO ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል::
  • ናይ ጨረታ መክበሪ ካ ብቲ ዝወዳደሮ ጠቕላላ ዋጋ 2% ዝነአሰ ዘትሐዘ ተጫራታይ ካብ ጨረታ ዝስረዝ ምካኑ::
  • ጨረታ ዝሰዓረና ብዋና ቢሮ ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን መፂኡ ከረክብ ዝክእል::
  • ናይ ጨረታ ዶክመንት ብፖስታ ሽም ዝተዓሸገ ናይ ቢሮ ጨረታ ሳንዱቅ አታዊ ዝግብርሉ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 03/ 12 /2007  ዓ /ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 4/ 01 /2008 ዓ /ም  ክሳብ  ሰዓት 3:00 ዘሎ ጊዜ ይክዉን::
  • ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 4/ 01 /2008 ንጉሆ ሰዓት 3:00 ቦታ አብ ደደቢት ትፈልም ዋና ቢሮ ተጫረቲ ብአካል ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረኽቡሉ ይክዉን::
  • ዝርዝር ናይ ሕድሕድ ዝገልፅ ዶክመንት አብ ዋና ቢሮ ቤት ፅሕፈት ደደቢት       ማ / ፋይናንስ   4ይ  /ራብዓይ/ ደብ ሪቑፅሪ ቢሮ 409 ብር 50.00 አብ ስራሕ ሰዓት ክትወስዱ ትክእሉ::
  • እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብከፋል ወይድማ ብሙሉአ ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ
መመለስ
የጨረታ ምድብ