1 ናይ 2007 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኽእል::
2 ናይ መቅረባይነት መለለይ ቑፅሪ ዘለዎ
3 ጨረታ መክብሪ ቢድቦንድ ካብ ዝመልእዎ ጠቕላላ ዋጋ 5% ብ CPO ከትሕዝዝኽእል:
4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ናይ ሐደ ወጋ ምስ ቫቱ ክገልፁ አለዎም
5 ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 ብምኽፋል ካብ ዕዳጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል
6 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 26/12/2007 ዓ/ም ክሳብ 05/13/2007 ዓ/ም ኮይኑ እዚ ጨረታ አብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ተዓፅዩሰዓት 4:30 ባዕለምወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉይከፈት::
7 ተጫረቲ ምስዓሩ ምስተነግሮ ውዕሊ አሲሩ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ከረክብ አለለዎ ::
8 ካብ መግለፂ ወፃኢዝኾነ ንብረት ተቐባልነት የብሉን ::
9 ኮሌጅና ዝሐሸ አማራፂእንተረኪቡ እዚጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዪ::
ንዝበለፀሓበሬታብቑስልኪ 0344419789/410465 ደዊልካምሕታትይካአል ::
ተ ቁ
| ንብረት | መግለፂ | በዝሒ | መለክዒ | ሐደ ዋጋ | ጠ/ ዋጋ | መብርሂ |
1 | 70 ግ ወረቐት | Best quality India | 200 | ደስጣ |
|
| ሳምፕል ወረቐት ካብ ቢሮ ምዉሳድ ይከኣል |
መመለስ