ግልፂጨረታምልክታ
ቤትፅሕፈትትልምንፋይናንስንክ/ከተማሰሜንንቤትፅሕፈታትግልጋሎትዝዉዕልናይደረቕ ጉሑፍ ምልዓል :ናይ ግሪነሪ ማናጅመንት ስራሕቲ: ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት :ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩግልጋሎትክረክብስለዝደሊሕጋዉያንነጋዶክትወዳደሩንዕድም::
ስለዚነዚዝስዕብሮቆሕታትእትማልኡተጫረቲንክትወዳደሩእንትንዕድም
1 ናይዘመኑግብሪዝኸፈሉናይ 2007 ዓ/ምዝተሐደሰንግዲፍቃድ , Tin /ቲን /ናይንግዲምዝገባምስክርወረቀትአብመቅረብቲዝተመዝገቡናይመቅረባይመረጋገፂዘቕርብ::
2 ናይወርሒ ሓምለ ቫትሪፖርትከቅርብዝክእልንንቫትተመዝገብቲ
3 ሰነድ ጨረታ ኦርጅናልን 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ዝክእል
4 በዚመሰረትዝተዳለወሰነድጨረታካብቤትፅሕፈትናት/ፋ/ክ/ከሰሜንዘይመለስብር50.00 በምኽፋልምልክታካብዝወፀሉዕለትጀሚሩሰነድምግዛእይካኣል::
5 ናይጨረታመኽበሪ(ሲፒኦ) ናይ ደረቅ ጉሓፍ ምልዓል ግልጋሎት 16000 ብር ናይ ግሪነሪ ማናጅመንት ስራሕትን 3000 ብር ናይ ባጃጅ ኪራይ ግልጋሎት 3000 ብር ናይ ባኒ ምቅራብ ግልጋሎት 3000 ብር ከትሕዝዝክእል /ትኽእል::
6 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት08 /12 /2007 ዓ/ም ክሳብ 22/ 12 /2007 ዓ/ም ከይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት22/ 12 /2007 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይድሕሪሰዓትተዓፅዩዕለት 22/ 12 /2007 ዓ/ም ሰዓት 9:00 አብቲቅድሚተጫረቲወይድማሕጋዊወኪላትአብዘለዉዎይኽፈት
7 ሰዓራይ ምስተነፀረ አብዉሽጢ 5ተመዓልቲ ዉዕሊክኣስርዝክእል
8 ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ
9ኣድራሻናሰሜንከባቢያዊምምሕዳርቤትፅሕፈትኮይኑፊትንፊትሄራንሆቴል/ሆስፒታልመቀለመዕፀፊምፅእኢልካ/ ::
10ንተወሲካሐበሬታብስልኪ0914031563/ 0920433146ደዉልካመብርሂምሕታትትኽእሉ::
11ናይጨረታመዕፀዉንመኽፈትንበዓልእንተዊዒሉአብዝቕፅልናይስራሕመዓልቲይኸዉን ::
መመለስ