ምልክታግልፂጨረታቑፅሪ
ቢሮ ፍትሒ ክልልትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም በጀትዓመት 1ይዙር ዕዳጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቒሉ ማለት እዉን
ምድብ-1 /LOT -1 : - ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈት ን አናእሽተይ ቀወምቲ ንብረትን
ምድብ- 2 /LOT -2 : - መለዋወጢ አቁሑት መኪና ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩክዕድግይደሊ ስለዚ
1 በቲዘርፊናይዘመኑዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቓድሓደ ኣርጅናልን ሓደኮፒን ከቅርብዝኽእል::
2 ናይግብሪከፋላይመለለይ TIN ቑፅሪ ሰርተፊኬት ሓደ ኣርጅናልን ሓደ ኮፒንከቅርብዝኽእል::
3 ንተወሳኪእሴትታክሲዝተመዝገበ VAT ምዝገባ ሰርቲፊኬትን ናይ ሰነ 2008 ዓ/ም VAT ድክላሬሽንሓደ ኣርጅናልን ሓደኮፒን ከቅርብዝኽእል:;
4 በቲዘርፊናይመቕረባይነትዝተመዝገበምኻኑናይዘመኑዝተሐደሰንስኽርወረቐትሓደ ኣርጅናልንኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::
5 ኣብቲጨረታሰዓራይዝኮነተወዳደደሪዝሰዓሮንብረትዉዕሊካብዝኣሰረሉዕለትጀሚሩ ንክልቲኡ ምድብ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ንብረት ክፍሊ በቲ ዝተሓተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ይግበእ::
6 ናይመወዳደሪ ደኩሜንተ ስርዝድልዝዘይብሉናይቲትካልሽምንኣድራሻንማህተምንፌርማንዘለዎ ክኸዉንይግባእ::
7 ተጫረቲንዝተዳለወዝርዝርመምረሒጨረታንሰነድነጨረታን ምድብ- 1 /LOT -1/ ምድብ- 2 /LOT -2/ ን ንዘለዉ ዝርዝር ንብረታት ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ ብር 40. 00 /ኣርብዓ ብር/ጥራሕ እናኸፈለ ካበቢሮናደጋፊከይዲ ስራሕፍትሒክልልትግራይ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርንቢሮቑፅሪ 317 ካብ 14 /12 /2007 ዓ/ም ክሳብ 28/ 12 /2008 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዚያት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ሰነድጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ይክእል::
8 ተጫረቲናይጨረታዉሕስናመኽበሪንሕድሕድሰነድጨረታብር 3000.00 /ሰለስተሽሕብር / ጥራሕ ብሽምቢ ሮፍትሒክልልትግራይ /Bureau of Justice/ ብ CPO ወይብስርቲፋይድ ቼክዉይ ድማ ብጥረ ገንዝብናብዝተዳለወ ናይ ቢሮና ጨረታ ሳንዱቅ ወይድማጨረታ ቅደሚምክፋቱ ከቅርብ ዝኽእል::
9 እቲጨረታዕለት 28 /12 /2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ሰዓትተዓፅዩበቲዕለትሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብቢሮፍትሒክልልትገራይ ከይዲስራሕዕዳጋፋይናንስንንብረት ምምሕዳርን ቢሮቑፅሪ 317ተጫረቲወይሕጋዊወከልቶምኣበዘለዉሉይኽፈት::
10 ቢሮናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእነተረኪቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::
11 እቲጨረታምስተከፈተቢሮናናይቲዝግዛእንብረትመጠንክሳብ 20 % ክቅንስክዉስክይክእልእዩ::
12 ሰዓራይእቲዘቕርቦንብረትብበዓልሞያተፈቲሹትክክለኛነቱምስተረጋገፀጥራሕኣታዊይኸዉን::
13 ንዝበለፀሓበሬታብቴሌፎንቑፅሪ 0344408714 ደዊልካምሕታት ይከኣል::
መመለስ