ንሳልሳይ ግዘ ዝወፀ ናይ ጨረታ ምልክታ
ከተማ ዕ/ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ከስርሕ ስለ ዝደሊ ስፐስፊኬሽን ወሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር
- ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ አብ እዋን ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ
- ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ ብር 100 /ሐደ ሚኢቲ/ ጥራሕ ዝከፍል
- ሰነድ ዝወሃበሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዝጋወሐሉ ዕለት 01/12/2007 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/ 12/ 2007 ዓ/ም ንተከታታሊ 15 መዓልቲ
- ጨረታ ሰነድ መረከቢ ግዜ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ኣብ 01/12/2007ዓ/ም ዝዕፀወሉ 15/12/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00
- እቲ ጨረታ አብ ቢሮ ቁፅሪ 1 ዕለት 15/12/2007 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 400 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ከይኑ ግና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም እንተዘይተረኪቦም ቤት ዕዩና ጨረታ ፖስታ ምክፋት መሰሉ ሕሉዉ እዩ
- ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ዕ ሓሙስ ማይ ግልጋሎት ቢሮ ቁፅሪ 1
- ጨረታ መክበሪ ብር 50,000 /ሓምሳ ሽሕ /ብሄራዊ ንግዲ ባንክ ዝፈቀደሎም ዝተፈለጡ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዝ ዝክእል
- መተሓሳሰቢ ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ንሽያጥ ምካና ንሕብር
መመለስ