ሆስፒታልመቐለንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መድሐኒት ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊበዚመሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳድሩእትደሊ ዩሕጋዊያንነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሰነ 8, 2007 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ሰነ 13, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • ናይ መድሓኒት ምህርቲ/
  • Print
  • Pdf

ሆስፒታልመቐለንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መድሐኒት ብግልፂጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊበዚመሰረት ኣብዚኣቶም ንክትወዳድሩእትደሊ ዩሕጋዊያንነጋዶ ንክትወዳደሩ እናዓደምናተጫረቲክተማልእዎዝግባእ ::

ተጫረቲከማልእዎዝግባእረቆሒ

  1. ናይዘመኑዝተሐደሰንግዲፍቃድቲንናምበር"ኣብሐዱሽመቅረብቲዝርዝርንዝተመዝገቡንናይቀረባእዋንድክሊራንስዘለዎምኮኑዝገልፅመረዳእታፎቶኮፒኸቅርቡዝክእሉ::
  2. ቫትተመዝገብቲክኮኑይግባእ
  3. ጨረታሰነድምልክታካብዝወፀሉዕለት 04/10/2007 ዓ/ምጀሚሩብር 30 እናከፈሉ ምዉሳድ ይካአል::
  4. ናይተጫረቲሽምንአድራሻንከምኡዉንማህተምፌርማንኣብናይጨረታሰነድክግለፅአለዎ::
  5. ናይጨረታመክበሪብCPOብር3000 .00ኦርጅናልንኮፒንከቅርቡዝክእሉ::
  6. ተጫረቲዘቅርብዎናይመወዳደሪሓሳብነዚተባሂሉተዳልዩአብዝወሃቦቅጥዒተመሊኡከቅርብአለዎእንተዘይኮይኑተቀባልነትየብሉን::
  7. እቲጨረታዕለት13/ 10/ 2007 ዓ/ምሰዓት4:00 ቅድሚ ቀትሪተዓፂዩብተመሳሳሊዕለት ሰዓት4:30 ቅድሚ ቀትሪተጫራቲወይሕጋዊወከልቶምአብዝተረከብሉይክፈት::
  8. ተጫረቲዝመልእዎዋጋብናይሆስፒታልዋጋመቅረቢብክልተቅዳሕኮይኑነናይባዕሉኢንቨሎፕብዝተዓሸገሽመዒክከዉንአለዎ::
  9. ተጫረቲዝመልእዎዋጋብናይሆስፒታልናዝተዳለዎሰነድክክዉንአለዎካብዚወፃኢ ተቀባልነትንየብሉነ
  10. ተጫረቲሰዓራይምኾኑካበዝተፈለጠሉዕለትጀሚሩአበዉሽጢ 3ናይስራሕመዓልቲ ዉዕሊክአስርዝክእል::
  11. ብናይባዕሉትራንስፖርትናብሆስፒታልናኣታዊክግብርዝክእል::
  12. ጨረታዝክፈተሉቦታአብሆስፒታልመቐለደጋፊከይዲስራሕዕደጋፋይናንስንንብ/ምም /ርንቢሮቑፅሪ62ይከዉን::
  13. ተጫረቲዘቅርብዎንብረትብናይባዕሎምመጎዓዓዚየቅርቡ  ::
  14. ሆስፒታልና በዝሒ 20 ናይ ምዉሳክን ምቅናስን መሰሉ ሕሉዉ እዩ
  15. ቤትዕዩናእቲጨረታብሙሉእይኹንብክፋልናይምስራዝመሰሉሕሉዉእዩ ::
  16. ካልኦትአብዚምልክታእዚዘየተገለፁረቓሒታትበመምርሒዕዳጋ125/2003ዓ/ምመሰረትተገዛኢዝኽዊንተጫራታይ ::
  17. ተወሳኪሓበሬታምሰዘድሊብስልኪቑፅሪ  03 44 40 02 46   ምሕታትይካኣል::

 

መመለስ
የጨረታ ምድብ