ቢሮትልሚንፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 21, 2007 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ሰነ 1, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • Print
  • Pdf

                   ምልክታግልፂጨረታ

ቢሮትልሚንፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ሕትመታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሕትም ይደሊ ስለዚ

1 በቲዘርፊናይዘመኑዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቓድከቅርብዝኽእል::

2 ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪ TIN ሰርተፊኬትከቅርብዝኽእል::

3  ንተወሳኪእሴትታክሲ /VAT ዝተመዝገበ  VAT ምዝገባሰርቲፊኬትን ናይ ሚያዝያ /2007 ዓ/ም   VATድክላሬሽንኦርጅናልንሓደኮፒከቅርብዝኽእል:;

4 በቲዘርፊናይመቕረባይነትዝተመዝገበምኻኑናይዘመኑዝተሐደሰምስኽርወረቐትሓደኮፒን ከቅርብ ዝኽእል::

5 ኣብቲጨረታሰዓራይዝኮነተወዳደደሪ እቲ ዝድለ ሕተመት ብናይባዕሉመጎዓዝያነዚ ተባሂሉ ዝተመደበ ቦታ ከረክብ ዝኽእል::

6  ንተጫረቲን ዝተዳለወዝርዝርመምረሒጨረታንሰነድነጨረታ ንዘለዉ ዝርዝር ሕትመት ንሕድሕድሰነድዘይምለስ ብር 30.00  /ሳላሳ ቅርሺጥራሕ/   እናኸፈለ ካብቢሮትልምንፋይናንስን ከይንብረትምም/ርንቢሮቑፅሪ2-19ካብ  17 /09 /2007 ዓ/ም ክሳብ  01/ 10/2007 ዓ/ም  ኣብዘሎግዚያትኣብናይስራሕሰዓትብኣካልብምቅራብሰነድጨረታገዚኡክወዳደርይክእል::

7 ተጫረቲናይጨረታዉሕስናመኽበሪ ሰነድጨረታ ብር 3000.00 ሰለስተሽሕ ብር ጥራሕ ብሽም ቢሮትልምን ፋይናንስን  / Bureau of plan & finance / ብ CPOወይብስቲፋይድቼክዉይድማ ብጥረገንዝብናብዝተዳለወናይቢሮናጨረታሳንዱቅ ወይድማጨረታቅደሚምክፋቱከቅርብዝኽእል::

8 እቲጨረታዕለት  01 /10 /2007  ዓ/ም ልክዕሰዓት 4:00  ንጎሆተዓፅዩበቲዕለትሰዓት  4:30 ንጎሆኣብቢሮትልምንፋይናንስንከይዲንብረትምም/ርንቢሮቑፅሪ  2-19 ተጫረቲወይሕጋዊወከልቶም ኣበዘለዉሉይኽፈት::

9 ቢሮናነቲጨረታዝሐሸመማረፂእነተረኪቡብሙሉእይኹንብኽፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

10 እቲጨረታምስተከፈተቢሮናናይቲዝግዛእንብረትመጠንክሳብ  20 %  ክቅንስክዉስክይክእልእዩ::

11  ሰዓራይእቲዘቕርቦ ሕትመት ብበዓልሞያተፈቲሹትክክለኛነቱምስተረጋገፀጥራሕ ክፍሊት ዝፍፀም ይኸዉን::

13  ንዝበለፀሓበሬታብቴሌፎንቑፅሪ   03444105291/ 0344406200/01-09 ናይዉሽጢመስመር   227 :  265 ደዊልካምሕታትዝከኣልምኻኑንሕብር::

 

 

መመለስ
የጨረታ ምድብ