ደጎዓ ተምቤን ዩኒየን ሓ/ዝተ/ሕብረት ስራሕ ማሕበር ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ ክሰርሕ ስለዝደሊ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ እዞም ዝስዕቡ ናይ ጨረታ ረቆሒታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ይዕድም::

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ደጎዓ ተምቤን ዩኒየን ሓ/ዝተ/ሕብረት ስራሕ ማሕበር ንቤት ፅሕፈቱ ግልጋሎት ዝዉዕል ህንፃ ክሰርሕ ስለዝደሊ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ እዞም ዝስዕቡ ናይ ጨረታ ረቆሒታት ዝተማልኡ ተወዳደርቲ ክትጫረቱ ይዕድም::

1 ደረጃ GC/BC 8 ኾይኑ ተጫረትቲ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዝተዋሃቦም ናይ 2007 ዓ/ም ፍቓዶም ዘሐደሱ ናይ ዘመኑ ግበሪ ዝኽፈሎም ኻይኖም መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ ንካብቢ ሮኮንስትራክሽን  መንገድን ትራንስፖርተሽን ናይ ህንፃ ብቅዓት ዘለዎምን ናይ 2007 ዓ/ም ዘሐደሱ ንክኾኑ አለዎም::

2 ኣብ ዝኾነ ቦታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ብምብልሻዉ ምኽንያት መጠንቀቅታት ዝበፅሖ ህነፃ ተቋራፂ ክወዳደር ኣይኽእልን::

3 ተጫረቲ ናይ ፅቡቕ ስራሕ አፈፃፅማ መረዳእታ ቫት(VAT) ናይ ግብሪ መኽፈሊ ቁፅሪ መቅረባይነት ዝተመዝገብሉ ሰርቲፊኬት ንናይ ቫት ዲክለሬሽን ናይ መጋቢት ወርሒ ከቅርቡ ዝኽእሉ ጨረታ ሰነድ እዚ ማስታወቂያ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ 15 ተኸታታሊ ዕለታት ሰነዱ ዘይምለስ ብር 100 /ሐደሚኢቲ /ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ደጎዓ ተምቤን ዩኒየን ሕ/ሰ/ማሕበር ክወስዱ ይኽእሉ::

4 ተጫራታይ በዓል ሞያ ኮንስትራክሽን መሃንዲስን ነቲ ኮንስተራክሽን ዘድሊዩ ቀሊል ማሺነሪ ንከቅርቡ ዝኽእል ክኸዉን አለዎ ንበዓል ሞያናይ ዉዕልን ሞርቶዖን ዘኣሰረሎም ኻኖም መረዳእታ ከቕርብ አለዎ::

5 ናይ ህንፀት ስራሕቲ ዓይነትን ዝርዝር መግለፂ ካብ ጨረታ ሰነዱ ክረኽቡ ይኽእሉ::

6 ተጫረትቲ ናይ ጨረታ ሰነዶምን ቴክኒካልን ፋይናንሻል ፕሮፖዛል ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒን ነንነይኑ ኣብ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ኦርጅናልን  ንኮፒን ተባሂሉ ብምፍላይ ኣብ ሐደ ኤንቨሎፕ ዉሸጢ ብሰምዒ  ተዓሺጉ ክቢ ማህተምን ፊርማን ሽም ፕሮጀክት ማሕበር ብምፅሓ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 11/ 09 /2007 ዓ/መ ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26 /09/ 2007 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈት ደጉዓተምቤን ዩኒየን ሕ/ስ/ማሕበር ጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳጥን ኣብ  ዝተዳለወ ሳጥን ዉሽጢ ክሳብ 3:30 ሰዓት ከቕርቡ አለዎም ጨረታ በቲ ዕለት 3:30 ተዓፅዩ ልክዕ 4”00 ሰዓት ተጫረትቲ ወይ ድማ ህጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት ::

7 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ናይ ጨረታ መኽበሪ ወይ ድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና(Unconditional bank guarantee) ንቤት ደጉዓ ተምቤን ዩኒየን ሕ/ስ/ማሕበር ብር 2000 /ዒስራ ሽሕ/ ከትሕዝ ዝኽእል::

8 ዝኾነ ተጫራታይ ኣብ ናይ ካሊእ ዋጋ ተመስሪቱ ከቅርብ ዝፈተነ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይኾዉን ብተወሳኪ ዉን ብሕጊ ክሕተትን ብስርኩላር እዉን ዝምልከቶ አካል ክፈልጦን ይግባር::

9 ዘሸነፎ ተጫራታይ ዉዕል ከፈራረም ከሎ ናይ ስራሕ ኣፈፃፀም ዉሕስና ካብ ዘቕረቦ ዋጋ 10 ከትሕዝ አለዎ::

10 ሰዓራይ ጠቕላላ ስራሕ ኣብ 150 ተኸታተልቲ መዓልቲታ (Calendar days ) ዉሽጢ አጠናቒቑ ከረክብ አለወ::

መተሓሳሰቢ  ድርጅት ዝሐሸ መማረፂ  እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s