ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ናይ አዳራሻ ማተኔላ መጋረጃ ጨርቅን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእይደሊ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጉንበት 12, 2007 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጉንበት 24, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

                ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ንብረት ናይ አዳራሻ ማተኔላ መጋረጃ  ጨርቅን ብግልፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእይደሊ::  ስለዚኣብዙይክትወዳደሩእትደሊዩሕጋዉያንነጋዶነዚዝስዕብሮቆሒክተማልኡንዕድም::

 1  ሕጋዊንግዲፍቃድዘለዎንናይ 2007 ዓ/ም  ዘሐደሰዘይምለስፎቶኮፒዘቅርብ::

2  ናይግብሪከፋሊመለለይቁፅሪቲንናምበርዘለዎዘይምለስፎቶኮፒዘቅርብ::

3  ዝተሐደሰመቅረባይነትካብትልምንፋይናንስንዝተረጋገፀዘይምለስፎቶኮፒዘቅርብ::

4  መክበሪጨረታ ንህንፃ መሳርሒ  ንማተኔላን መጋረጃ  ጨርቂን በቢዘርፉሕድሕድ ብር  4000  /ኣርባዕተ ሽሕ/  /ብስፒኦጥራሕሕጋዉነቱካብዘተጋገፀባንኪኣቀዲሙዘትሕዝ::

5  ጨረታዝተጋወሐሉዕለት  7/ 9 /2007 ዓ/ም ኮይኑሳንዱቅጨረታዝዕፀወሉዕለት  24/9/2007 ዓ/ም ሰዓት   4:30  ተዓሽጉበቲዕለትሰዓት  5:00 ባዕሎምሕጋዊወኪሎምአብዘለዉሉአብዉቅሮ ማእከልህንፀትይክፈት::

6  ሰነድጨረታካብዉቅሮማእኽልህንፀትቢሮቁፅሪ  5 ዕ /ፋ/ን/ምም/ር  ንህንፃ መሳርሒ  ንማተኔላን መጋረጃ  ጨርቂን በቢዘርፉሕድሕድ ብር30   /ሰላሳብር/እናከፈልኩም ኣብስራሕሰዓትምዉሳድይካአል :: ናይቲጨረታረቆሒዘማለእከምዘሎተሓሲቡእቲፖስታይክፈት :: ንዝበለፀሓበሬታካብቲጨረታሰነድይርአዩ::

7 ቤትፅሕፈትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲጨረታብሙሉእይኩንብክፋልናይምስራዝ መሰሉ ሕሉዉእዩ::

ንተወሳኪሓበሬታብስ/ቁ 0344430843 / 0914148862  ይሕተቱ

 

 

 

መመለስ
የጨረታ ምድብ