ማሕበራዊረዲኤትትግራይ(ማረት) ንዝተፈላለዩ ግልጋለተ ዝዉዕሉ ታፒሴራ ናይ ማካይነ ወንበር መሸፈኒ ንምዕዳግ ስለዝደለየ :: ስለዚክጫረቱዝደሊዩተጫረቲበዚቀፂሉተዘርዚሩብዘሎመሰረትክወዳደሩዝክእሉምኮኖምንሕብር::
1 ናይ 2007 ዓ/ምዝተሐደሰንግዲፍቃድዘለዎምተጫራቲካብቢሮቁፅሪ 613 / 30.00 / ቅረሺከፊሎምናይጨረታዶክመንትክወስዱይክእሉ::
2 ተጫረቲቫትዝተመዝገብሉናይቫትሴርቲፍኬትንናይወርሓዊ ዲክለርናይታክሲከፋልነት ቲንዝተመዝገበኩምምካንኩምመረጋገፂክተቅርቡይግባዕፎቶኮፒንኦርጅናልንከቅርቡአለዎም::
3 ተጫረቲካብዘቅረብዎጠቅላላዋጋ 2% /ክለተካብሚኢቲ/ ናይጨረታውሕስናመከበሪቢድቦን ድሕጋዊነቱ ብዝተረጋገጸ ስፒኦጥራሕከትሕዙአለዎምጥረገነዘብምትሓዝአይፍቀድን::
4 ተጫረቲዝጫረትሉሰነድብዝተአሸገፖስታእዚጨረታምልክታካብዝወፅሉዕለትጀሚሩክሳብ 04/09/2007 ዓ/ምሰዓትሓሙሸት /5:00 / ናብማረትቤትፅሕፈትኩሉጊዜአብስራሕሰዓትእናመፁ ሰነድጨረታኦምኸቅርቡይክእሉ::
5 ጨረታዝክፈተሉዕለት 04/09/2007 ዓ/ምሰዓት 9:00 አብማረትቤትፅሕፈትተጫረቲወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም አብዝርከብሉእዩ::
6 ኣብ ጨረታ ዘሸነፈ መቅረባይ እቲ ኣቅሓ ንምቅራብ ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 25 ማዓልቲ ዉሽጢ እቲ ንብረት ኣታዊ ክግበር አለዎ::
7 ሕድሕድገፅማሕተምዕለትክሕልዎአለዎከምኡድማናይጨረታሰነድዝተማልዕዎ ዋጋስርዝድል ዝዘለዎእንተኮይኑተቀባልነትየብሉን::
8 ኣብቲ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል(Specification) ምስራዝአይካአልን::
መመለስ