ቢሮፀጥታንምም/ር ክ/ትግራይ ን2007 ዓምበጀትዓመትንቢሩኡግልጋሎትዝዉዕል

ቢሮፀጥታንምም/ር  ክ/ትግራይ  ን2007 ዓምበጀትዓመትንቢሩኡግልጋሎትዝዉዕል

  1. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ላፕቶፓት :ዲስክቶፕ: ኮምፒተራት ካሜራ … ወዘተ
  2. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ
  3. ናይ ሕትመት መሳርሒ

ብግለፂጨረታኣወዳዲሩክገዝእስለዝደለየክትወዳደሩእትደልዩሕጋዉያንነጋዶነዚዝስዕብሮቆሓእተማልኡንክትወዳደሩይዕድም

ተወዳደርቲ(ጨረታ) ከማልእዎዝግባእረቆሒታት

1 ሕጋዊንግዲፍቃድዘለዎንናይ 2007 ዓ/ምንግዲፍቓድዘሐደሰንኦርጅናልንዘይምለስፎቶኮፒንዘቅረብ

2 Tin Number ዘለዎንአብመቅረባይነትዘተመዝገቡኦርጅናልንዘይምለስፎቶኮፒንከቅርብዘክእል::

3  ቫትዝተመዝገበንኢርጅናልንዘይምለስፎቶኮፒንዘቅርብ::

4  ናይጨረታመኽበሪቢድቦንድሕጋዉነቱዝተረጋገፀሲፒኦወይምጥረገንዘብብር   3000.00 (ሰለስተሽሕ)  ብሽምቢሮፀጥታንምም/ር  ክ/ትግራይክትሕዝዝኽእል::

5  ዝተዳለወናይጨረታዶክመንትሰነድካብቢሮፀጥታንምም/ር  ክ/ትግራይኣብእንዳ ተ/ ሃይማኖትቤትክርስትያንፊትንፊትኮሚሳርያትቢሮናቢሮቁፅሪ 25 ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር  ዘይምለስ  10 ብር ( ዓሰርተ)  ከፊልኩምትወስዱ::

6 ተጫራታይ ነጋዶ  ንኤሌክትሮኒክስ  ኣቑሑት በቲ ናይ ቢሮና በዓል ሞያ ICT ዝወፁ  Specification መሰረት  ተረጋጊፁ ኣታዊ ይኸዉን  ንቲ ናይ ፅ/መሳርሒ ኣቑሑት በቲ ዝወፀ እስፐስፊኬሽን ናይ  ሐደዋጋንጠዋጋንስርዝድልዝዘይብሉ አብዝተአሸገፖስታ መሊኡ የቅርብእቲ ንብረትኦርጅናልን  1ደረጃይኸዉን::

7  ኣሸናፊዝኾነነጋዳይንዝሽነፎንብረትብናይባዕሉመጎዓዝያ ናብመ/ቤትናኣምፂኡከረክብዝክእልንእቲ ንብረትSpecificationዘዉፅኡሰብሞያታትትክክለኛምኮኑምስተረጋገፀኣታዊገይሩገንዘበይወስድ::

8   መክበሪዉዕሊ  10 %  ካበዘሸነፎዓይነትንብረትቅድሚዉዕሊምእሳሩከትሕዝዝክእልን ዉዕሊአሲሩንብረትኣታዊዝገብርን::

9   ቢሮናካብቲዝፍፀምግዝኢት  20 %  ምዉሳክንምቅናስንዝክእልምኮኑ::

10  ኣብዚጨረታከጭበርብርዝፈተነነጋዳይካብጨረታወፃኢ ምግባርናይጨረታ መክበሪ ዘተሐዞ ገንዘብ ናብ መንግስቲካዝናአታዊኮይኑ ኣበካልኦትጨረታከምዘይሳተፍን ብሐጊእዉንተሓታቲመኮኑ ክፈልጥ ኣለዎ::  

11  እቲጨረታኣብአየርዝፀንሐሉካብዕለት  06 /08 /2007 ዓ/ም   ክሳብዕለት  20 /08/ 2007 ዓ/ም  ይኸዉን::

12  እቲጨረታዝእሸገሉዕለት  21 /08/ 2007 ዓ/ም   ሰዓት 4:00 ኮይኑበቲዕለትሰዓተ  4:30  ባዕሎምወይሕጋዊወከልቶመኣብዘተረኸብሉይክፈትኮይኑግናናይጨረታመክበሪእንተኣትሒዞምንሳቶመብዘይምህላዎምእቲጨረታክጉላእላእኣይክእልን ::

13  ብመምረሒመሰረትቫት  15 %  ዊዘሆልድ  2 %  ክኸፍልዝክእል::

14  መ/ቤትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡነቲ ጨረታብምሉእይኹንብክፋልናይምስራዝ መሰሉዝተሐለወእዩ::

15  ተወዳደረቲማዕረኮይኖምእንተሲዒሮምናብዝበዝሐድምርዘለዎይወሃቦ::

16 ቢሮናዝርከብሉእንዳተሃይማኖትቤትክርስትያንፊትንፊት /   ናይቅድሚሸሙኮሚሳርያት / ንዝበለፀሐበሬታብስልኪቁፅሪ  03 44 40 99 47  ደዊልካሕሸታትይካኣል::

 

 

 

 

መመለስ
የጨረታ ምድብ