ምልክታግልፂጨረታ
ማእኸልሐወልቲ ሳማእታት ትግራይ ዝተፈለየዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ካብ ሕጋዉያን መቅረብቲ ብጨረታ አወዳደሩ ክገዝእ ስዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ክትጫረቱ ይዕድም::
1 ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲፈቃድዘሐደሱ ቫትሬጅስተርድዝኮኑ: ናይወርሒ የካቲትዲክለር ዝገበርሉመረዳእታዘቕርቡ : ኣብመቕረባይነትዝተመዝገቡመረዳእታዘቅርቡናይግብሪመኽፈሊቁፅሪ /TIN/ : ዘለዎምወይድማምምዝገቦምመረዳእታከቕርቡዝኽእሉ::
2 ተጫረቲመኽበሪጨረታብር 5000 /ሓሙሽተሽሕብር / ብሽም ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ዝተረጋገፀ CPO ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ምስ ጨረታ ሰነድ ዘእትዉ::
3 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ ዘይምለስ 50.00 (ሓምሳ ቅርሺ) ብምኽፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 54 ምውሳድ ይካአል::
4 ጨረታ ዝሰዓረ አብ ግዜ ዉዕሊ ካብቲ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10 % ብጥረ ገንዘብ ወይ ከትሕዝ ዝክእል::
5ተጫረቲዝወሰድዎሰነድብጥንቃቐብዝተአሸገፖስታብምግባርኦርጅናልንኮፒንብክልተናይትካሎምማህተምብምግባር ኣብ ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ ፋይ/ንብ/ ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 51 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ አለዎም::
6 እዚጨረታካብዕለት 21/ 7 /2007 ክሳብ 09 /8/ 2007 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብአየርይፀንሕ::
7 እቲጨረታዕለት 9/08 /2007 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩሰዓት 4:00 ተጫረቲወይሕጋዊወከልቶም ኣብዝተረክብሉቢሮቁፅሪ 51 ይኽፈት መቕረብቲ ብናይ እንተዘይተረኪቦም እቲ ቤት ፅ/ትጨረታ ፖስታ ንምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::
8 ተጫረቲ ንዝሰዓርዎ ዓይነት ንብረት ብናይ ባዕሎም መፅዓንን መራገፍን መጋዓዝያን ናብ ማእከል ሰማእታት ብዉዕሎም መሰረት ኣታዊ ዝገብሩ
9እቲማእኸልዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብኽፋልይኹንብሙሉእናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::
10 ተወዳደርቲ እትመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን
ንተወሳኪሓበሬታብስቁ 0344406392 ደዊልኩምምሕታትትኽእሉ
መመለስ