መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ንህንፃ መሳርሒ ዝዉዕል ሓሸዋን እምንን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ::
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 23, 2007 (ከ 9 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 30, 2007 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • Print
  • Pdf

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

መቐለ  ማእከል ቤት ህንፀት ንህንፃ መሳርሒ ዝዉዕል  ሓሸዋን እምንን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ  ብግልፂ  ጨረታ አወዳዲሩ  ክዕድግ ይድሊ:: በዚ መሰረት

  1. ናይ 2007 ዓ/ም  ሕጋዊ  ንግዲ  ፈቃድ  ዝተሓደሰ  ዘለዎ  ፎቶ  ኮፒ  ኦርጅናልን  ኣታሓሒዙ  ከቅርብ ዝክእል::
  2. ናይ መቕረባይነት  ደፍተር ዝተሐደሰ tin number መፍለይ  ቁፅሪ  ዘለዎን ፎቶ  ኮፒን ኦርጅናልን  ገይሩ  ዘቅርብ::
  3. ናይ ተወሳኪ እሴት ታክሲ ተመዝጋቢ ዝኾነን  ናይ ወርሒ  ታሕሳስ  2007 ዓ/ም  ወርሓዊ ዲክላራሲዩን ፎቶ ኮፒ ገይሩ  ከቅርብ ዝኽእል::
  4. ናይቲ  ተጫራቲ ሰነድ  ዝርዝር  ዝገልፅ ካብ መቐለ  ማእክል  ቤት  ህንፀት ወ/ደ/ከ/ሰ/ዕ/ፋ/ን /ም /ዳር ቢሮ ቁፅሪ 06 ካብ ፅለት 21/ 07 /2007 ዓም  ክሳብ  30/7 /2007 ዓ/ም  ሰዓት  3:30 ቅ/ቀትሪ ዘይምለስ  ብር  30 ቅርሺ እናኸፈልኩም  ክወስዱ  ይኽእሉ  ::
  5. ተወዳደርቲ  ጨረታ  ቅድሚ  ምክፋቱ መክብሪ  ጨረታ  3,000.00 ብር  ጥረ  ገንዝብ  ወይ  ብባንኪ ዝተረጋገፀ  ስፕኦ  ከትሕዙ  አለዎም::  ብተወሳኪ ሰዓሪ ኮይኑ ምስ ተነገሮ ናይ ዝስዓሮ ጠ/ዋጋ 10% ብር ከትሕዝ ዝክእል መ/ቤትና ዝሐሸ  መማረፂ እንተረኪቡ  እቲ ጨረታ ብምሉእ  ይኹን    ብክፋል  ናይ  ምስራዝ መሰሉ  ዝተሐለወ  እዩ::

ንዝበለፀ ተወሳኪ  ሓበሬታ  ብአካል  ወይ  ብስልኪ  ቁፅሪ   0348409452/ 0344411454 ምሕታት  ይካአል::

 

መመለስ
የጨረታ ምድብ