ምልክታግልፂጨረታ
ቀፅሪ-14
ንኤጀንሲመራኸቢሓፋሽክልልትግራይኣገልግሎትናይበጅት 2007 ዓ/ምካብዚንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጄነረተር : ስፕሊትኤየር ኮንድሽነር: ዲሽን ረሲቨርን ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣቅሑትብግልፂጨረታኣወዳዲሩከሰልጥንይደሊ::
በዚመሰረት
- ዝትሐደሰናይ 2007 ዓ/ምንግዲፈቃድዘለኩም::
- ብሐድሽመቕረባይነትዝተመዝገብኩም::
- ናይግብሪካፋላይመፍለይቁፅሪ/TIN/ መረዳእታክተቕርቡእትኽእሉ::
- ቫትዝተመዝገብኩምናይቀረባወርሒዲክለርዝገበርኩምን::
- ተጫራቲበቲዝቐረበዝርዝር/specification/ መሰረትመሊኡዘቕርብክኸዉንአለዎ::
- መቅረብቲካብዕለት15/ 07/ 2007 ዓምክሳብዕለት 30/ 07/ 2007 ዓ/ም ንነብሰ ወከፍ ሰነድ 30.00 ብርብምክፋልሰነድጨረታ ብምዉሳድንኣብዘተዳለወሳፁን ምእታዉ ይካአል::
- መከበሪጨረታ2% ካብቲጠቅላላዘእተዉዎዋጋ ብ CPO ወይብባንኪዝተረጋገፀቸክ ወይብጥረ ገንዘብ ቅደሚእቲፖስታምኽፋቱክትሕዙአለዎም::
- ጨረታዝዕሽግሉዕለት 01 /08 /2007 ዓ/ምሰዓት 4:00 ኮይኑበዚዕለትሰዓት 4:30 ተጫረቲባዕሎምወይምሕጋዊወከልቶምኣብዝተረኸቡይክፈት::
- ተጫረቲወይምሕጋዊወከልቶምእንተዘይረኺቦምእዉንእቲጨረታንምክፋትዝዓግቶየለን::
- ጨረታዝፀንዐሉግዜእቲጨረታካብዝተከፈተሉዕለትጀሚሩን 45 ናይስራሕመዓልቲእዩ::
- ቤ/ፅሕፈትናእቲጨረታብሙሉእወይምብኽፋልናይምስራዝመሰልዝተሐለወእዩ::
- ተጫረቲእቲዘቅርብዎዋጋምስቫቱደሚሮምአብቲቤ/ፅሕፈትናኣብዘዳለዎሰነድድልየትመግለፂጥራሕይኮዉን::
- ነብሰወከፍገፅማሕተምናይድርጅቱኩምከዓርፎኣለዎከምኡዉንማህተምንንግዲንፍቃድንመዓረክከዉንአለዎ::
ኣድራሻሓዱሽህንፃኤጀንሴመራኸቢሓፋሽትግራይጎኒቤትትምህርቲመርሲፋይናንስንህንፃ 1ይደብሪቑፅሪ 105 ከይዲስራሕዕዳጋንፋይናንስምምሕዳርንብረትን::
- ንተወሳኪሓበሬታብስልኪቁፅሪ 0344402860 ምርካብይካኣል::
መመለስ