እንትጮቴክኒክኮሌጅአብናይ 2007 ባጀትዓመትካብዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናንበጀት ንንምምሃርምስትምሃርግልጋሎትዝዉዕሉ ሎት 1 ናይህንፃመሳርሒ: ሎት 2 ናይሕትመትመሳርሒ: ሎት3 ናይ ፕሊምቢንግ መሳርሒ:ሎት 4ናይኤሌክትሪክመሳርሒ:ሎት 5ናይኤሌክትሮኒክስመሳርሒ: ሎት 6 ናይ ሃፍቲ እንስሳ: ሎት 7 ናይ መኪና ስፔርፓርት : ሎት 8 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት : ሎት 9 ናይ ኮብልስቶን ኣብ 9ተ

ግልፂጨረታምልክታቁፅሪ 3

እንትጮቴክኒክኮሌጅአብናይ 2007 ባጀትዓመትካብዝተመደበልና መደበኛን ሓፂር ስልጠናንበጀት ንንምምሃርምስትምሃርግልጋሎትዝዉዕሉ ሎት 1 ናይህንፃመሳርሒ: ሎት 2 ናይሕትመትመሳርሒ:  ሎት3 ናይ ፕሊምቢንግ መሳርሒ:ሎት 4ናይኤሌክትሪክመሳርሒ:ሎት 5ናይኤሌክትሮኒክስመሳርሒ: ሎት 6 ናይ ሃፍቲ እንስሳ: ሎት 7 ናይ መኪና ስፔርፓርት :  ሎት 8 ናይ ሞተር ሳይክል ስፔርፓርት : ሎት 9  ናይ ኮብልስቶን ኣብ 9 ምድብ መቂሉ መደብመቂሉጋዊያንነጋዶን ክትሳተፉ ይዕድም ::
 

ተወዳደርቲክተማልእዎዝግባእረቆሓ

  1. ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምናይ  2007 ዓ/ም  ንግዲፍቃድኩምዘሐደስኩምን
  2. ናይመቅረባይነትሰርቲፊኬትቲንናምበርዘለኩምንናይዚመረዳእታክተቅርቡእትክእሉ
  3. ናይቫትምዝገባሰርቲፊኬትዘለኩምናይየካቲትወርሒ  2007 ዓ/ም ዲክሌሬሽንክተቅርቡእ ትክእሉ::
  4. ከብልስቶን ብሲዲማን ዝተወደቡ ማሕበራት ተጫረቲ ካብ ኤጀንሲ ልምዓት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ዝወሃቡ ሰርቲፍኬት ዘለዎን ከቅርብ ዝክእልን
  5. ተጫረቲነዚጨረታዚተባሂሉዝተዳለወዶክመንት/ሰነድ/ዘይምለስ 30 ብር/ሳላሳብር/ብምክፋል ካብእንትጮቴክኒክንኮሌጅደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ንብ/ምም/ርንባዕሉኩምወይከዓብሕጋዊወኪልኩምክትወስዱ/ክትዕድጉእትክእሉ
  6. ንሕድሕድዓይነትመደብዝተመደበናይጨረታዉሕስናመክበሪብር 5000 /ሐሙሽተሽሕ/ ቅድሚ ጨረታምክፋቱ ብስምእንትጮቴክኒክንኮሌጅዝተፅሓፈብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይድማጥረገንዘብክተትሕዙእትክእሉ::
  7. ተጫረቲናይጨረታመወዳደሪሰነድእተቅርብዎናይበዓልዋናስምንፌማንሕጋዊማህተምንብምዕራፍኦርጅናልንፎቶኮፒብምግባርስርዝድልዝዘይብሉአብ  2 ፖስታብምዕሻግካብነሓሰ 16/ 7/2007 ዓ/ም  ጀሚሩክሳብ 7/8/2007 ዓምስዓት  4:30 ንጎሆአብእንትጮቴክኒክንኮሌጅ ነዚጨረታዚተባሂሉአብዝተዳለወናይጨረታሳንዱቅክተእትዉእትክእሉ::
  8. ተጫራታይአብቲጨረታዝስዕሮንብረትብደብዳቤወይብስልኪምስተገለፀሉአብዉሽጢ  5ናይ ስራሕመዓልቲዉዕሊክአስርዝክእልንመክበሪዉዕሊ  10 %  ከትሕዝዝክእልንኮይኑድሕሪ ዉዕሊምእሳሩድማአብተከታታሊ 15 ናይስራሕመዓልቲዝሰዓሮንብረትጠቅሊሉ/100 % /ከቅርብዝክእል
  9. ዝሰዓሮንብረትብናይባዕሉመጎዓዓዝያናብኮሌጅናብምቅራብባዕሉ/ብሕጋዊወኪሉአቢሉብቴክኒክነኮሚቴፅሬቱእናተረጋገፀአታዊክገብርዝክእል::
  10. ጨረታስዒሩምስተነገሮአብዉሽጢ  5 ስራሕመዓልቲ ዉዕሊእንተዘይአሲሩግናዘትሐዞ መክበሪ ጨረታናብናይመንግስቲካዝናአታዊይክዉን::
  11. ዝሰዓሮንብረትብዉዕሊመሰረትኣታዊእንትዘይገሩካብዘይኣቅረቦንብረት  1 /1000   ንመዕልቲአናተቀፅዐክሳዕሙሉእብሙሉእንብረቱኣታዊዝገብርይፀንሕብዉዕሉመሠረትእንትዘይፈፂሙድማዘትሐዞመክበሪዉዕሊይዉረስኮሌጀናብምትእጉጎልብምጉዳልተሓሲቡናብክልልትግራይቢሮትልምንፋይናንስንአዉራከይዲስራሕዕዳጋፋይናንስንንብረትምምሕዳርንብመምርሒዕዳጋሕዳር  2003  ዝእዝዞመሰረትደብዳቤይፃሓፈሉ
  12. ጨረታሰነድዝሽየጠሉእዋንካብ  16/ 7 /07 ዓ/ም   ክሳብ  7 /08 /07 ዓምሰዓት  4:30  ንጉሆይከዉን::
  13. ጨረታዝዕሸገሉዕለት  7/08 /07  ዓ/ም  ናይንጎሆሰዓት  4:30 ይከዉን::
  14. ጨረታዝክፈተሉዕለት 7/08/ 07 ዓ/ም   ናይንጉሆሰዓት  5:00   ይክፈት::
  15. ኮሌጅናዝሐሸመማረፂእነተረኪቡነዚጨረታዚብሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::

 

  • ብስልኪቁፅሪ  03 48 49 90 19 ሞባይል  0927 75 77 77 ወይከዓ  09 19 04 23 01  ደዊልካምሕታትይካአል
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s